ፋይናንስ ምም/ር ኦፊሰር

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ክልል ትግራይ
መብርሂ

ቢሮ ል/ከ/ንግ/ኢንዱስትሪን ክልል ትገራይ ዝስዕብ ክፍቲ ሰራሕ መደብ ሰራሕነኛ ኣወዳዲሩ ከዕቢ፣ ክዛውር፣ ክቖፅርን ይደሊ


 

ተደላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲን

BA ወይ ዲፐሎማ ብኣካውንቲንግ፣ ቢዝነስ ኢዲኬሽን፣ ባንኪ ኢንሺራንስን ኮኦፕሬቲቭ ኣካውንቲንግ

  • መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐ ወይም ካብ ኮሎጅ ዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 3 ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ 9 ዓመት ስራሕ ልመዲ

  • መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ብብርኪ IV ዝተመረቐ ወይ ካብ ኮሎጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 4+ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ 7 ዓመት ስራሕ ልመዲ

  • መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ባችለር/ቀዳማይ ዲግሪ/ ወይ ካብ ቴክኒክን ሙያን ት/ቲን ስልጠናን ብብርኪ V ዝተመረቐ 5 ዓመት ስራሕ ልመዲ

  • መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ማስተርስ/ካልኣይ ዲግሪ/ 3 ዓመት ስራሕ ዘለዎን ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ


 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  • ኣብ ወረዳታትን ከተማታትን ንዘለው መሓውርና ካብ ወረዳኹም/ከተማኹም / ቤት ፅ/ት ስ/ሰርቪስ ዝተገናዘበ ትም/ቲ መረዳእታ ስራሕ ልምድን ካልኦት መረዳእታታትን ክቕርብ ኣለዎ።

  • ኣመልከቲ መረዳእታኹም/ኽን ኦርጂናል ምስ ዘይምልሰ ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ክትምዝገቡ ትኽእሉ/ላ ምዃብኩም/ክን ነፍልጥ

  • ምዝገባ ዝካየደሉ ካብ ዕልት 6/05/2006ዓ/ም ክሳበ 12/05/2006 ኣብ ውሽጢ 5+ ናይ ስርሕ መዓልቲ ይኸውን

  • ው/ተኮር፣ ስ/ልምዲ፣ ማ/ፅሬት፣ ፅሑፍ ፈተና ንውድድር መዐቀኒ ዝቐረበ ምዃኑ ነዘኻኽ።

  • መመዝገ ቦታ ኣብ ቢሮ 1 ደብሪ ደ/ከ/ስ/ኣ/ሰ/ሓ/ሰብ ቁፅሪ 82 ምዃኑ ነዘኻኽር

  • ሲ.ኦ.ሲ ዝምልከት ዝሓለፈሉ/ትሉ መረዳእታ ክቕርብ ይግባእ

Share this Post:
ድሕሪት