ፕረስ ጉጅለ መራሒ

ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ
መብርሂ

ብርኪ ትምህርቲ

  • ብዝኾነ ዓይነት ማሕበራዊ ሳይንስ ብፍላይ ብጋዜጠኝኘት ማስ ኮሙኒኬሽን ቋንቋ

  • ፅሑፍ ዝተመረቐ/ት

  • ፅቡቅ ክእለት ምፅሓፍ ዘለዎ/ዋ

  • ኩለ መዳይ ብቕዓት ር/ህዝቢ ዘለዎ

  • ኣብ ፖሊሲታትን ስትራቴጂን መንግስቲ ንፁር ግንባር እምነትን ዘለዎ/ዋ

  • ብጉጅለዊ ስራሕቲ ውፅኢት ዝኣምን/እትኣምን

  • ካበ ሕማቕ ልምዲታትን ባህርያትን ነፃ ዘኾነ/ት

ስራሕ ልምዲ

  • ቀጥታ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ን1ይ ዲግሪ 10 ዓመትን ልዕሊኡን

  • ቀጥታ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ን2ይ ዲግሪ 8 ዓመትን ልዕሊኡን

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  • ተወዳደርቲ ዘለኩመ/ክነ መረዳእታ ትምህርቲን ስራሕልምዲን ኦርጅናልን ምስ ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ ክተቕቕርቡ/ባ

  • ክተቕርቡ

  • ምዝገባ ቦታ ኣብ ቢሮ ር/ህ/መንግስትን ቢሮ ቁፅሪ 17 ደ/ከ/ስራሕ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ

  • ምዝገባ ካብ ዕለት 30/04/2006 – 06/05/2006 5(ሓሙሽተ) ተከታተልቲ ናይ ስራም መዓልቲ

  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታክነፍልጥ ምካና ንገልፅ

  • ንተወሳኪ ብቑፅሪ ስሸ 0344-404157 ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ፋክስ 0344-407462 0344408406።

Share this Post:
ድሕሪት