ኪኢላ ከተማ ፕላን

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ክልል ትግራይ
መብርሂ

ቢሮ ል/ከ/ንግ/ኢንዱስትሪን ክልል ትገራይ ነዚ ዝስዕብ ክፍቲ ሰራሕነኛ ኣወዳዲሩ ክዛውርን ክቖፅርን ይደሊ

ተደላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲን

  • ብከተማ ፕላን ብ4+ ዓመት ዝተረኸበ 1 ዲግሪ/ብ3+ ዓመት ዝተረኸበ 1 ዲግሪ 6+ ዓመት ስራሕ ልምዲ

  • ብ5+ ዓመት ዝተረኸበ 1 ዲግሪ ወይም ብ4+ ዓመት ዝተረኸበ 1 ዲግሪ 4+ ዓመት ስራሕ ልምዲ

  • ድሕሪ ብ4+ ዓመት ዝተረኸበ 1 ዲግሪ ቀፂሉ ዝተረኸበ 2ይ ዲግሪ ውይም ድሕሪ ብ3+ ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ ቀፂሉ ዝተረኸበ 2ይ ዲግሪ 4+ ዓመት ስራሕ ልምዲ

  • ድሕሪ ብ5+ ዓመት ዝተረኸበ 1 ዲግሪ ቀፂሉ ዝተረኸበ 2ይ ዲግሪ ውይም ድሕሪ ብ4+ ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ ቀፂሉ ዝተረኸበ 2ይ ዲግሪ 2+ ዓመት ስራሕ ልምዲ 

 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  • ኣመልከቲ መረዳእታኹም/ኽን ኦርጂናል ምስ ዘይምልሰ ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ክትምዝገቡ ትኽእሉ/ላ ምዃብኩም/ክን ነፍልጥ

  • ምዝገባ ዝካየደሉ ካብ ዕልት 1/05/2006ዓ/ም ክሳበ 08/05/2006 ኣብ ውሽጢ 5+ ናይ ስርሕ መዓልቲ ይኸውን

  • መመዝገ ቦታ ኣብ ቢሮ 1 ደብሪ ደ/ከ/ስ/ኣ/ሰ/ሓ/ሰብ ቁፅሪ 82 ምዃኑ ነዘኻኽር

  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ቀፃሊ ብማስታወቅያ ይግለፅ

Share this Post:
ድሕሪት