ሹፈር

ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ
መብርሂ

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ትገራይ ንዘለዎ መደባት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

  • 5ይ ክፍሊ ዝወደኣ 9 ዓመት፣6ይ ክፍሊ ዝወደኣ 7 ዓመት፣ 7ይ ክፍሊ ዝወደኣ 5 ዓመት፣ 8 ክፍሊ ዝወደኣ 4 ዓመት ዘለዋን ሳልሳይ ብረኪ መዘወሪ ፍቓድ ዘለዎ


 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
  • ናይ ምዝገባ ቦታ አብረሃም ደስታ ህንፃ ፊት ንፊት ፎቶ ደስታ ኤጀንሲ ባህልን ትሪዝምን ትግራይ 1ይ ደብሪ
  • ናይ ምዝገባ ዕለት እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ይካየድ።
  • ሲኦሲ ዝምልከቶ ክቕርብ ይግባእ 
Share this Post:
ድሕሪት