ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ | Job Platform Milkta ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ
1 ገንዘብ ተሓዚት 2 ንብረት ኦፊሰር 3 ክኢላ ክትትልን ገምጋምን 4 ባ/ሞ/ኢነርጂ ፕሮሞሽን5 በ/ሞ/ ኢ/ መሳርሐታት ዲዛይን 6 ማፒንግ ጂኦሎጂስት 7 ና መኣድን ስራሕቲ ክትትልን ደገፍን ጂኢሎጂስት
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓት ሰብ ሞያ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር፣ ብቁፃር ክቆፅር ይደሊ፡፡
ፀሓፊትን ካሸርን
ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸልማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕዳጋ ማእከል ነዚ ዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ሰራሕተኛ ክቆፅር ይደሊ፡፡
ኢንግሊዝኛ መምህር
ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋልመርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ ሙሉእ 1ይ 2ይ ደረጃን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ ካብዚ ንታሐቲ ዝተገለፀ መደብ ስራሕ መምህርነት ኣወዳዲሩ ብቋሚነት ክቆፅር ይደሊ፡፡
ምስክር ክትትል
ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቅን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ነዚ ዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ዝውውርን ቁፃርን ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
ክኢላ ዳታ ቤዝ
ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቅን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ነዚ ዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ዝውውርን ቁፃርን ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
ኤ/ሴክሬታሪ 2-1-10 / ኤ/ሴክሬታሪ 2-2-13 / ሴ/ሴክሬታሪ 2-4-2
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይቤት ፅሕፈት ርእሰ ምም/ር ክልል ትግራይ ቀፂሉ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
ሽፌርን ተለኣኣክን
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይማሕበር ደቂ ኣንስትዪ ትግራይ ዞባ መቐለ ቀፂሉ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ሰራሕተኛ ኣወዳዲራ ነቲ ስራሕ ኣማሊኡ/ኣ ዝተረከበ ክትቆፅር ትደሊ፡፡
ሒሳብ ሰራሕተኛ
ፋይናንስን ኢኮኖሚያዊ ልምዓትን ዕቋርን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበርናይ ፋይናንስን ኢኮኖሚያዊ ልምዓትን ዕቋርን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ነዚ ዝስዕብ ዝመልኡ ናይ ሒሳብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡