ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ | Job Platform Milkta ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ
ኪኢላ ልምዓታውን ትልምን በጀት
ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ህወሓት ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ኪኢላ ልምዓታውን ትልምን በጀት
ኣወዳዲርና ክንቆፅር ንደሊ፡
ዕዳጋ መተሓባበሪ
ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ህወሓት ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ዕዳጋ መተሓባበሪ ኣወዳዲርና ክንቆፅር ንደሊ፡
ሓይሊ ሰብ ምምሕዳር
ስሙር ሕርሻ ልምዓት ሓ/ዝ/ው/ኩባንያስሙር ሕርሻ ልምዓት ሓ/ዝ/ው/ኩባንያ ኣብ ጣብያ ወራባየ ቁሸት ሁጅራ ዝርከብ ኮይኑ ፅሬት ዝሓለወ ናይ ኣሕምልትን ፍራምረን ምህርቲ ካብ ዘቅርቡ ድርጅታት ሓደ እዩ፡፡ ስለዝኮነ ድርጅትና ዝ/ዩ ሕርሻ ልምዓት ስራሕትና ደገፍቲ ዝኮኑ ናይ ስራሕ መደባት ብቋሚነት መልክዕ ብምቁፃር ከስርሕ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ብዝተገለፁ ረቋሕታት መሰረት መስታወቂያ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 3 መዓልታት ናብ ድርጅትና መፂኩም ንክትምዝገቡ ክንገልፅ ንፈቱ፡፡
ፀሓፊት /SSOM/ /IT/
ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋልመርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ /ሙሉእ 1ይ 2ይ ደረጃ መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ/ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ መደብ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብቋሚነት ክቆፅር ይደሊ፡፡
በዓል ሞያ ሕጊ-4
ቤት ፅሕፈት ኮ/መ/ትቢሮና ቢሮ ኮንስራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ኣብ ዳ/መንገዲ ምዕባለን ምም/ር ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብብርኪ ዕቤትን ብውሽጥን ደገን ዝውውር ከምኡውን ቁፃር ብሓይሊ ሰብ ክመልእ ስለዝደለየ ንተወዳደርቲ በዚ ምልክታ ይዕድም፡
ናይ ኮምፒተር መምህር
1ይ 2ይን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ ናዝራዊ ኣካዳሚናዝራዊ ኣካዳሚ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብቀዋሚ ክቆፅር ይደሊ፡፡
ሰራሕተኛ ቤት መፅሓፍቲ እና ዋርድያ ወዲ ተባዕታይ
ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ንዘለዎ ስራሕ ክፍቲ መደባት ብናይ ደገ ቁፃር ሓይሊ ሰብ ብቋዋሚ/ዝውውር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየምኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ናይ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ፀሓፊት ዓይነት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
ዳይሬክተር ልምዓታዊ ትልሚ
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ንምምላእ ብቀዋምነት ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ፤