ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

መብርሂ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዪ ትግራይ ዞባ መቐለ ቀፂሉ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ሰራሕተኛ ኣወዳዲራ ነቲ ስራሕ ኣማሊኡ/ኣ ዝተረከበ ክትቆፅር ትደሊ፡፡

 

ትምህርቲ ደረጃ

ብናይ ቀደም 12ተ ክፍሊ ወይ ብናይ ሎሚ 10ይ ክፍሊ ዘጠናቀቀ

ተደላይይ ክእለት

 3ይ ፍቃድ መዘወሪን 3ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ                           

4ይ ፍቃድ መዘወሪን 2ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ

ልምዲ ስራሕ

ኣይገልፅን

መተሓሳሰቢ

ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ዞባ መቐለ

ካብ ዕለት 21/08/2011ዓ/ም ክሳብ 25/08/2011 ዓ/ም

ተደላይ ዶክመንት መረዳእታ ብርኪ ትምህርቲ ስራሕ ልምድን ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒ

 ናይ ፈተና እዋን ንቅድሚት ብስልኪ ወይ ብምልክታ ዝሕበር ይከውን፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408966