ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ | Job Platform Milkta ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ
ኤሌክትረሻን
ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ቃላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
ኤክስኩዩቲ ሴክረታሪ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ብቋምነት ክቆፅር ይደሊ፡፡
ሒሳብ ሰራሕተኛ
ጥዕና ዕቋርን ልቃሕን ሕ/ስ/ማሕበርጥዕና ዕቋርን ልቃሕን ሕ/ስ/ማሕበር ሓ/ዝ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ቀዋሚ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
ሴክረታሪ
ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃር ብቀዋምነት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
ንኡስ ጨንፈር ስራሕ መካየዲ
አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ቀፂሉ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣመልከቲ ኣወዳዲሩ ብቋዋምነት ከቆፅር ይደሊ፡፡
ክኢላ መፅናዕትን ክትትልን ቁፅፅርን ስድራ ስውኣትን ፅ/ተጋደልትን -ሞተረኛ ፖስተኛ
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛ ብደገ ዝውውርን ቁፃርን ከወዳድር ይደሊ፡፡
ላዕላዋይ ሒሳብ ክኢላ / ፀሓፊት
ማሕበር ሓፂንን ዕንፀይትንዘፈር ማሕበር ሓፂንን ዕንፀይትን ከተማ መቐለ በዞም ዝስዕቡ ስራሕ መደባት ኣወዳዲሩ ብኮንትራክት ቆፂሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡
ፀሓፊት ዶክመንት ካሸር
ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸልማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕዳጋ ማእከል ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ፡
ሒሳብ መምህር እና ኢንግሊዝኛ መምህር
ደብረ መዓዛ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣፀደ ህፃናትን ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲደብረ መዓዛ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣፀደ ህፃናትን ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መምህራን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡