ኣካውንቲንግ & ፋይናንስ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ ገፅ 13 ዝርዝር ብስራሕ መደብ
ፋይናንስን ምምሕዳርን
ዋይ ኤች ዋይ ጂ ኪንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ
ትካልና ዋይ ኤች ዋይ ጂ ኪንስትራክሽን ሃ /ዝተ /ዉል /ማሕበር ብዝለዎ ናይ ክፍቲ ስራሕ ቦታ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለ ዝደለየ
ፋይናንስን ምምሕዳርን
ዘድሊ : ዲፕሎማ ብአካዉንቲንግ ማናጅመንት ወይ ከዓ ብተመሳሳሊ 4 ዓመት ስራሕ ልምዲ
ዲግሪ ብአካዉንቲንግ ማናጅመንት ወይ ከዓ ብተመሳሳሊ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ
ጁኒየር አካዉንታንት
ትራንስ ኢትዮጽያ ሓ/ዝ/ው/ማሕበርክፍት የስራ ቦታ ማሰታወያ
ትራንስ ኢትዩßያ ከዚህ በታች የተጠቀሰዉ ክፍት የስራ መደብ ሰራተኞች አወዳድሮ በኮንተራት መቅጠር ይፈልጋል::
የት /ደረጀና የሞያ መስክ ኮሌጅ ዲፕሎማ አካዉንቲንግ
የስራ ልምድ በሙያዉ 2 ዓመት የሰራ
የቅጥር ሁኔታ ኮንትራት ለ 3ተ ወር
ልዩ ስልጠና 2 ወር አካዉንቲንግ
ኣካዉንታንት
ቢ.ኤች.ዲ ኮንሳልቲንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ
ቢ.ኤች.ዲ ኮንሳልቲንግ ሓላ /ዝተ/ ዉ/ማ ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ወልቃይትን ፀጌዴን አብ ዝሰርሑ ገፀር መንገዲታት
ነቲ ስራሕ ዝቆፃፀሩ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቕፅር ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሱ ረቆሓታት ዝተማልኡ ተወዳደረቲ ኦርጅናል ምስዘይምለስ ኮፒ ዶክመንትኩም ሒዝኩም ብምቅራብ ኣብ ቤት ፅ/ትቢ.ኤች.ዲኮንሳልቲንግ ሓላ /ዝተ/ ዉ/ማ እናቀረብኩም ንክትምዝገቡ ነፍልጥ::
ት /ደረጃ ዲግሪ /ዲፕሎማ ብኣካዉንቲንግ
ተደላይ ክእለት ንድግሪ ክልተን ካብኡ ንላዕሊን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ወይ ካዓ 10+3
12+2 ዲፕሎማ ዘጠኛቐቀ ብተመሳሳሊ ሙያ ኣርባዕተ ዓመትን ካብኡ ንላዕሊን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ::
ዉሽጢ ኦዲተር
ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/ናይ ስራሕ ምልክታ
ቤት ፅሕፈት ህወሐት ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ረቆሓ እተማልኡ ተወዳደረቲ አባል ዉድብ ወይ ድማ ደጋፊ ዝኾንኩም ክትምዝገቡ ንዕድም::
ደረጃ ት/ቲ ብድግሪ ብአካዉንቲንግ
ዕድመ - 18-35
ፆታ - አይፈልን
ስራሕ ልምዲ - ንልዕሊ 2ተ ዓመት በቲ ስራሕ ዝሰርሐ ዝሰርሐት
ቢዝነስ
ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለንኻልኣይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ንስራሕ ደለይቲ
መቐለ ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ::
ስ /መደብ አሰልጣኒ
ተደላይ ክእለት ብኣክዉቲንግ ማርኬቲንግ ፐርቸዚንግ ደረጃ 4ተ /ደረጃ 3ተ/ ዝወደአ
ገንዘብ ተሓዚ
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይቢሮ ስራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ደገ ዝዉዉርን ቁፃርን ይደሊ::
ዓይነት ትምህርቲ : ኣካዉንቲንግ
ተደላይ ክእለት :
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን 10ተ3 ዲፕሎማ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐት 4 ዓመት በቲ ሞያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
-ቐዳማይ ዲግሪ 0 ዓመት
-ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ
-ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ዋ
ላዕለዋይ ክኢላ ኦዲተር
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይኣብ ቤት ፅሕፈት ር/ምም/ር ክልል ትግራይ ቐፂሉ ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብቑፃር ወይ ብዝዉዉር ክምድብ ይደሊ::
ተደላይ ክእለት
-
ብኣካዉንቲንግ ዝትመረቀ/ት
-
ቀዳማይ ድግሪ በቲ ዝተጠቀሰ ሙያ 7 ዓመት ልምዲ ስራሕን ናይ ኮምተር ክእለት ዘለዎ/ዋ
-
ካልኣይ ዲግሪ በቲ ዝተጠቀሰ ሙያ 5 ዓመት ልምዲ ስራሕን ናይ ኮምተር ክእለት ዘለዎ/ዋ
ኣካዉንታንት
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይን 3ይ ጊዜ ዝተቃለሐ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ ኣብ ተዘዋዋሪ ፈንድ ካብዚ ብታሕቲ ኣብ ዝተገለፁ/ ፀ ክፍቲ መደብ / ባት ኣወዳዲሩ ብኮንትራት ክቖፅር ስለዝደሊ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቆሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::
ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ኽእለት - ብኣካዉንቲንግ "ብቢዝነስ ኢድኬሽን " ብባንኪንግ ኢንሹራንስ" ብኮኦፓሬቲቭ ኣካዉንቲንግ ቐዳማይ ዲግሪ ናይ 7 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ
ወይ
ብኣካዉንቲንግ "ብቢዝነስ ኢድኬሽን " ብባንኪንግ ኢንሹራንስ " ብኮኦፓሬቲቭ ኣካዉንቲንግ ማስተርስ ዲግሪ ናይ 5 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ::
መብርሂ
ፕሮቪደንት ፈንድ
-
ካብ ቖፃሪ 11 %
-
ካብ ቖፃሪ 7 %
ንብረት ክፍሊ (Storekeeper)
ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርስቲ መቐለ ሓላፍነቱሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ/ስ/ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርስቲ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ንዘተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታታት ረቆሓ ዘማልኡ ኣመልከቲ ክቆፅር ይደሊ::
ደረጃ ትምህርቲ ዲፕሎማ 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 3 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 2 1 (ሓደ ) ዓመት 10 ተ 1 2 (ክልተ) ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ
ዝሰልጠንሉ ዓይነት ትምህረቲ
ሒሳብ ሰራሕተኛ ( Accountant)
ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርስቲ መቐለ ሓላፍነቱሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ/ስ/ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርስቲ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ንዘተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታታት ረቆሓ ዘማልኡ ኣመልከቲ ክቆፅር ይደሊ::
ደረጃ ትምህርቲ 10 ተ 3 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 2 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 1 2 (ክልተ) ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ
ዝሰልጠንሉ ዓይነት ትምህረቲ Accounting (ናይ ኮምፒተር ስልጠና ዝወሰደ ይመረፅ )