ኣካውንቲንግ & ፋይናንስ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ ገፅ 10 ዝርዝር ብስራሕ መደብ
ጨንፈር መካየዲ ስራሕ
አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማአደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ስራሕ ደለይቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጠ ረቀሒ እተማልኡ አድላይ መመዘኒ ብምሃብ ንክትምዝገቡ ንዕድም
ሒሳብ ክፍሊ ሓላፊ
ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየምኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
Finanace Manager
ፍር ስዋኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ማትካልና ፍረስዉኣት ኢንዳስትርያል ሓ ∙ዝ ∙ዉ ∙ማ ንሓዱሽ ዎርክሾፕ ካብዚ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደበኛ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ኪኢላ አካዉንታንት
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይና ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ብቀዋምነት ክቆፅር ይደሊ
ዞባ ፋይናንስ
ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/ዞባ ክልል ስትፍ ህወሓት ቤት ፅሕፈት ሓደ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ በዚ ዝስዕብ ረቀሒ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዉሽጢ ኦዲተር
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ደገ ዝዉፀ ቁፃረር ክቆፅር ይደሊ
Finance Management
ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማትካል ፍረ ስዉኣት ኢንዳስትርያል ሓ. ዝ .ዉ .ማ ንሓዱሽ ወርክሾፕ ብዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ኪኢላ ልቃሕን ዕቋርን
አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ጨንፈር መቀለ ስራሕ ንደለይቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቀሒ ተማልኡ ኣድላይ መመዘኒ ብምቅራብ ትምዝገቡ ንዕድም
ኪኢላ ክትትልን ገምጋምን
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ አዉራ ከይዲ ስራሕ ዓ /ም/ ክ /ዉሽጢ ኦዲት ንዘለዎ ክፍት ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃርን ደገ ዝዉዉርን ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ በዘይ መሰረት ነቲ ዝወፀ መመዘኒ ሮቃሕ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዙይ ምልክታ ንዕድም