ዋይ ኤች ዋይ ጂ ኪንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ

መብርሂ

                           ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ

ትካልና ዋይ ኤች ዋይ ጂ ኪንስትራክሽን ሃ /ዝተ /ዉል /ማሕበር ብዝለዎ ናይ ክፍቲ ስራሕ ቦታ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለ ዝደለየ

ፋይናንስን ምምሕዳርን

ዘድሊ :         ዲፕሎማ ብአካዉንቲንግ ማናጅመንት ወይ ከዓ ብተመሳሳሊ 4 ዓመት ስራሕ ልምዲ

ዲግሪ          ብአካዉንቲንግ ማናጅመንት ወይ ከዓ ብተመሳሳሊ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ

ትምህርቲ ደረጃ

ተደላይይ ክእለት

ልምዲ ስራሕ

መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝገባ ቦታ :  ቀዳማይ ወያነ ብሎክ ሐ/c ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 218 ካልኣይ ደብሪ አብ ናይ ስራሕ ሰዓት መፂእኩም ንኽትምዝገቡ ነተሐሳስብ::