ኣካውንቲንግ & ፋይናንስ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ ገፅ 17 ዝርዝር ብስራሕ መደብ
ሲኔር ኣካውንታት
ቢሮ ትልምን ፋይናንስንትምህርቲ ደረጃ
ብኣካውንቲንግ BA/ዲግሪ/ዝተመረቐ 8ዓመት ኣግባበ ዘለዎ ስራሕ ልመዲ
/ማስተርስ/ ዝተመረቐ 6 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
ሲንየር አካውንታንት
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ሲንየር አካውንታንት ብብርኪ ዕብየት ብውሽጥን ደገን ዝ ውውር ወይ ደማ ብ ቑ ፃር ሰራሕተኛታጥ ኣውዳዲሩ ብሓይሊ ብሓይሊ ሰብ ክማልእ ስለዝደሊ ንተውዳደርቲ ምልክታዚ ያዕድም
ብኣካውንቲንግ ብቢዝነዝ ኢዱኬሽን ብባንክን ኢንሹራንስ ብኦኮረቭ አካውንቲግ ወይ ተመሳሳሊ ቀዳማይ ድግሪ 7 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዋ ወይ ድማ በቶም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ዓይነታ ት ትምህርቲ ማስተር (2ይ ዲግሪ) 5 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኮምፒተር ክእለት ወሳኒ እዩ ::
ሲኒየር ኦዲተር
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይብኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፐርቼዚንግ ሳፕላይ ማናጅመንት
ተደላይይ ክእለት
-
መደብ ብዝሓቶ መስመር ሙያ 1ይ ዲግሪ ወይም ካብ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲ ስልጠናን ብብርኪ ዝተመረቀ፣ 7+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
-
ካልኣይ ዲግሪ/ማስተርስ/ 5+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
-
ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ
-
ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ዋ