ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብፋይናንስ ምምሕዳር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። BA ዲግሪ ብኣካውንቲንግ ናይ ኮምፒተር ክእልትን ፒስችሪን ዘለዎ/ዋ ዋሕስ፡ ክቅርብ ዝኽእል መሃያ ብናይ ቤት ፅሕፈትና ስኬል መሰረት   ልምዲ ስርሕ ካብ 6 ዓመት ንላዕሊ ብፋይናስ ምምሕዳር ዝሰርሐ/ት ንክልተ ዓመት ወይ ልዕሊኡ ብሓላፍነት ዝሰርሐ/ት  
ተወሳኺ ኣንብብ