ሲነር ኦዲተር

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
መብርሂ

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛ ብዝውውር ቁፃር

 

መደብ ብዝሓቶ መሰመር ሙያ 1ይ ዲግሪ ወይም ካብ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲን ስልጠናን ብብርኪ ዝተመረቐ/ት 7 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

ካልኣይ ዲግሪ /ማስተር/ 5 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ካሊእ ናይ ኮምፒተር ክእለት አለዎ/ዋ፣ ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ዋ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 07/05/2006 ዓ/ም ክሳበ 19/05/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒን መረዳእታ ሒዝኩም ኣብ ቢሮ ሰ/ማ/ጉዳይ ደ/ከ/ስራሕ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 216 ንክትምዝገቡ/ባ ነተሓሳስብና ድሕሪ ታሕሳስ 2000 ዓ/ም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝተመረቀ ቅድም ክብል ብዲፕሎማ ዝተምሃሮ /ሲ.ኦ.ሲ/ መረጋገፂ ከቅርብ ዝኽእል ኦርጂናል ምስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ኣለዎ።

Share this Post:
ድሕሪት