ሲኔር ኣካውንታት

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
መብርሂ

ትምህርቲ ደረጃ

ብኣካውንቲንግ BA/ዲግሪ/ዝተመረቐ 8ዓመት ኣግባበ ዘለዎ ስራሕ ልመዲ

/ማስተርስ/ ዝተመረቐ 6 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ በቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መመቀኒ ሮቓሒታት ዝተማልኡ ክትምዝገቡ እናኣደምና

  1. ተወዳደርቲ ዘለዎም ትምህርቲ መረዳእታታን ምስ ዘይምለስ ፈፎቶኮፒን

  2. ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልመዲ ማለት ተዘዋዋርን ኣድባብ ዘለዋ ስራሕ ልምዲ ማለት እዩ

  3. ካብ ዝኮነ ይኹን ዘይ መንግስታዊ ቤት ዕዮ ዝቐርብ ስራሕ ልምዲ ተቐባልነት ዝህልዎ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት መረዳእታ እንትቐርብ ይኸውን

  4. ኣብቲ ምልክታ ካብ ዝወፀ ዓይነት ትምህርቲ ወፃኢ ኣይነት ኣናግድን

  5. ናይ ምዝገባ ቦ ኣብ ርእስ ምም/ር ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ፋይናንስን ቑፅሪ 1-12

  6. ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 01/05/2006 ከሳብ 09/05/2006

Share this Post:
ድሕሪት