ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ እወዳዲሩ ከዕድግ

... ት ዝውዕሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍዕም ንደሊ።

... ት ዝውዕሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍዕም ንደሊ።

ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ትልምን ፋይናንስን ንናይ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ኣቑሕት /እስፔር ፓርት/ Toyota ሞዴል ዘZ-79 ዝዓይነታ ኣወዳድሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋውያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ቻርጀር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ጥዕና ወረዳ እንደርታ ዝኮነት (KU-25) መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት መቅረብቲ ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መቐለ ሆስፒታል ናይ መኪና መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፣፣

ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝሩ ከምዝስዕብ ይኸውን

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዱዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡