ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ /ፃ /እምባ በዝሒ 150 ሐበራዊ ዒላን ናይ መኪና እስፔርታርትን መቐያየርን ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕን ክዕድግን ይደሊ::

ማእከል ምርምር ሕርሻ ማይ ፀብሪ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ አቑሕት ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቆሓታት ብምምላእ ተዳሐሒዙ ዝቀረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰንድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከ

ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ፅሕፈትን ህንፃን መሳርሒ , ናይ ፅሬት ኣቐሑት , ኤሌክትሮኒክስን , ናይ መኪና ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደረቲ ይዕድም::

ቢሮ ርክብ ህዝቢ ክልል ትግራይ አብ በጀት ዓመት ን2007 ዓ/ም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መካይን መለዋወጢን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ጎማ /ብሪጅስቶን/ 7.50R16Lt ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ::ስለዚ ኣብዙይ ክትወዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም::

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ሞተር ሳይክል ጉልበት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ::ስለዚ ኣብዙይ ክትወዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም::

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ መኪና ጎማ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛን ዪኒሴፍን በጀት ን2007 ዓም ዝተመደበልና ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር , ፅሕፈት መሳርሒ , ፅርየት ኣቑሑ , ፈርንቸርን , ኤሌክትሮኒክስ ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ቢሮ ኣቕሑት 1 ፅሕፈት መሳርሒ 2 ሕትመት . 3 ናይ መኪና ስፔር . 4 ፅሬት ኣቑሑት . 5 ኤሌክትሮኒክስ 6 ናይ ስፖርት ዕጥቂ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኣግኣዚ ምእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ዉቕሮ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቐሑት /ስፔር ፓርት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንሕጋዉያን ነጋዶ በዚ ምልክታ ይዕድም::