ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ኤንስፔክሽን ንታ ቁፅሪ 3-72735 ት.ግ ካብ መደበኛ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

... ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሰቲት ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ ሰቲት ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ሕትመት ኣቅሑትን ስራሕቲን : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ደቀቅቲ መሳርሒታት : ናይ ዝተፈላለያ ተሽከርከርቲ መቀያየሪ ኣቅሑት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣክሰሰሪን :ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ሜላ ዕደጋ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ንዘለዎኦ መካይን ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት መለዋወጢ ኣቁሑትን ጎማን መኪና ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2017ዓ/ም ዝኽፈል ንፓትሮል ሞዴል 79 መኪና መፀገኒ ዝውዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

... ዝዉዕሉ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ሩይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን መጋፅን ምልክታ ፕርፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።