ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ ውቕሮ ኣብ ባጀት ዓመት 2016ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝወፀ ናይ መገጣጠሚ ትቦታትን መሳርሕታት ፅሕፈትን ፅሬትን ኤሌክትሮኒክስን ሞተር ፖርሽን ፤ ናይ ሞዴል 79 ቶዮታ መኪና ስፔር ፣ ስማንርት ፎን ሞባይል ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብረታ ኣወዳዲሩ ክግዝእ ይደሊ። ስለዚ ንዝስዕብ እተማልኡ ተወዳደርቲ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መካይን መለዋወጢ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ማይን ኢንርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገለፂም ዘለዉ ናይ መኪና ፅገና ብዘቀረበ ዝርዝር መሰረት ብናይ ባዕሉ ጉልበትን ንብረትን ሰሪሑ ዘቅርብ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ : ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ መኪና መለዋወጢ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቋሒታት እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ንካልይ ግዜ ዝወፀ ቢሮ መሬትን መኣድንን ክልል ትግራይ እዞም ትሕት ኢሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ስፔር ፓርት / ዲኮር ኣቅሓ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ መኪና ኣዲስ ጎማ ክትዕድግ ትደሊ