ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ነውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝውዕል: ምሸላን ጣፍን ውሱን ጨረታ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ን2017 ዓም ንናይ ከተማና ሓምለዎት ቦታት ኣስፓልት ማእከል ዘለዉ ተክልታትን ካልአትን ማይ ካብ ዘለዎ ቦታ ብቦጥ እናዳጎዓዘ ክሳብ ወርሒ ሰነ ተክልታት ከሰቲ ምስዝክእል ናይ ቦጥ ኪራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

ቤትፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ካብ ናይ UNDP በጀት ንሴክተራት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ኣቅሑት ሐደ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት: ክልተ ናይ ኦፊስ ፈርኒቸት ኣቅሑት : ሰለሰተ ሞተር ሳይክል ንምግዛእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ራያ-ጨርጨር ካብ ናይ UNDP በጀት ንሴክተራት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ኣቕሑት ንምግዛእ ሰለ ዝደለና እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ዓብይ ዓዲ ን2017 ዓም ፅሬት መሳርሒን ፡ ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክዕድግ ይደሊ

ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ ጨረታ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ን2017 ዓም በጀት ዓመት ንፊኖ ዝከዉን ፅሬቱ ዝሐለወ ደረቀ ጥረ ስንዳይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ንፊኖ ዝኸውን ፅርየቱ ዝሓለወ ደረቕ ጥረ ስርናይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝውዕል ኣስቤዛ - ብግልጺ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንውጉኣት ተጋደልቲ ቀለብ ዝውዕል ጣፍ ዝርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ኣሪቱ ክገዝእ ይደሊ።

ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቸለ ንውግኣት ተጋደልቲ ግን ዓይነቱን መጠነን ኣብ ዋጋ መትረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቐመጠ ኣትክልቲ ማለት 'ውን ቀይሕ ሽጉርቲ ፃዕዳ ሽጉርቲ ፣ ድንሽ፣ ኮሚደረ፣ ጎመንን ጉዕን ኣሜሪቲ ክገዝእ ይደሊ፡፡