ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን 2016 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ቆፀርቲ: ካልኦት ንመስመር ፅገና ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፍቲንግታትን HDPE መገጣጠምን : 2 ኮምፒተር : ፕሪነተር ን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ኮምፒተር መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ ካሜራ መሳርሒ ኣቅሑት ናይ ካሜራ መሳርሒታት ማለት እዉን ኣክሰሰሪ ናይ ካሜራ ግዚኢት በዝሒ 2 ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ላፕቶፕን ፕሪንተርን ን : ዘርኢ መኖን : ናይ ኤንድስትሪ ዉፅኢት ዝኮኑ ናይ ሕርሻ መሳርሒታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፅም ይደሊ

ወረዳ ሓዉዜን ቤት ፍርዲ ን2016 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ፅሐፈት መሳርሒ: ኤሌክትሮኒክስ : ኤሌክትሮኒክስ ፅገና : ሕትመትን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ኪነ ጠባባት ትግራይ ንምምሃርን ምስትምሃርን ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ኤሌክትሮንክስ አቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ጎዳጉዲ መቆፃፀሪ ዲፕሜትር ባትሪ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ዝውዕል ናይ ፕሪንተር መለዋወጢ ተዓዲጉ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፋለለዩ ናይ መኪና እስፔርን ናይ : ኤሌክትሮኒክስ እስፔር ኣቅሑት ብፕርፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ብርክት ዝበሉ ኤሌክትሮኒክስ ቀወምቲ ኣቅሑትን ናይ ሶፍትዉር ምህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ