ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝ/ዩ ኣብያተ ፅሕፈታት አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ን ኣይሰቲን ናዉትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ነቲ ወረዳ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒፅሕፈት፣ ናይ ኮምፒዩተር ተዛመድቲ ኣቅሑትን፣ ስራሕቲ ሕትመት ናዉቲ ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ኣቅሑት መፀገኒ ኮምፒተር፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ኮምፒተር ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፊ ዝተዋፈርኩም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

ሆስፒታል ሱሑል ን 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ቤት ዕዮን ፣ ኮምፒተራት ፣ ፕሪንተር ፣ ፋክስ ፣ ቪድዮ ካሜራ ዝመሳሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ መኪና ስፔር ፣ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ፣ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣክሰሰሪ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትንመሳርሕታትን ክንገዝእ ስለ ዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንናይ ቤት ፅሕፈት ምም/ርን ፖሊስን ሓንቲ ሚኒ ላፕቶፕ ሓንቲ ዲስክቶፕ ኮምፒተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቃሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቐ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ቀፂሎም ዘለው ንብረታት ኔትወርክ ራዉተር በዝሒ 1 ፣ ላፕቶፕ ኮር ኣይ 7 በዝሒ 1 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለ ዝድሊ ክትጫረቱ ትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቀሪቡ ዘሎ እስፔስፊኬሽን ንክትጫረቱ ብክብሪ ይዕድም፤

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመድትን ኣቅሑ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎሰም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ይ ፅሬት ኣቅሑት ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑት ፣ ናይ መኪና ጎማ ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ፣ ናየ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣክሰሰሪ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ የደሊ