... ጨርጨር መብራህቲን መስፋሕፍሒ ግልጋሎት ዝዉዕል ከም ትራስፎርመርታን :ንፕላን: ኬብላትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ሃላቒ መሳርሒ ፅሕፈትን ተዛመድትን፣ ሃላቒ መሳርሒ ፅሬት፣ናይ ሕትመት መሳርሒ፣ናይ ፈርኒቸር፣ ናይ ቢሮ ሚሽነሪ፣ሳይክል

... ፅሬት : ሕትመት : ናይ ቢሮ ማሽነሪ ናዉቲ : ቀዋሚ ንብረትን ካልኦት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... : ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ናይ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ መለዋወጢ : ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመርን ህንፃን ንፅገና ዝዉዕል ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ead assy.pvc riser pipe(45m),rop 94m,Spanner,fishing tool,solvent cemert,clearing agent etc./ኣፍሪዴቭ ሃንድ ፓምፕ ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪ " ብግልፂ ጨረታ ዓዲሙ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ናይ ጀነሬተር ስታርተር ሞተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝውዕል ናይ ኤሌትሮኒክስ ዕድጊት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ክልተ nack mike sate : ዓሰርተ SDCARD DMNNT Batteries switchS81525 plus charger switch battery ማለት እዉን SwitchS81525 plus 73 በዝሒ ሰለሰተ: switchS81525 battery charger በዝሒ ክልተ : ናይ ባዕል ሞያ ካሜራ መለዋወጢ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጎዶም ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ ቢሮ ተገጣጠምቲ ኣቅሑት ማለት እዉን ፈርኒቸር ፡ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፡ኣናእሸተይ ኣቅሑትን ፡ ሞተር ሳይክል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ማለት እዉን ናይ ደገ መብራህቲ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ንጀኔሬተር መለዋወጢ ግልጋሎት ዝውዕል ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።