ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን 2008 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ብርክት ዘበሉ ቀወምቲ ኣቕሑት፣ ኤለክትሮኒክስ ከምሰርቪስ ፣ ኮምፒተራትን ላፕቶፕ: ፕሪንተራት ፣ ቢመር ዝአመሰሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደለይ ስለዚ ዝምልከተኩም ትካላት በዚ ዝስዕብ ረቁሓ መሰረት ክትወዳደሩ ይዕድም::

ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ∙ም ካብ ሰሩዕ ብጀቱን ካብ ክልል ቢሮ ቴ. ሙ. ት .ስ. ከይዲ ስራሕ ዉፅኢት መሰራት ዝገበረ ስልጠና ንሓፂር ስልጠና ካብ ዝተለአከ በጀትን