ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ - ዝወፀሉ መዓልቲ: 2019-04-30 00:00:00 ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
- መወዳእታ መዓልቲ:2019-05-03 ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 (ሓሊፉ)
- ብዝሒ 1
- ዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
- ቦታ: መቐለ TG 01710
- ብስራሕ መደብ: ካልኦት
- ብኣገልግሎት ዘመን: ማናጅመንት
ማሕበር ደቂ ኣንስትዪ ትግራይ ዞባ መቐለ ቀፂሉ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ሰራሕተኛ ኣወዳዲራ ነቲ ስራሕ ኣማሊኡ/ኣ ዝተረከበ ክትቆፅር ትደሊ፡፡
ተወሳኺ ኣንብብ
ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ - ዝወፀሉ መዓልቲ: 2017-09-16 16:25:46 ቀዳም መስከረም 6, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
- መወዳእታ መዓልቲ:2017-09-22 ዓርቢ መስከረም 12, 2010 (ሓሊፉ)
- ብዝሒ 1
- ዓይነት ስራሕ ጊዝያዊ
- ቦታ: እምባ ኣላጀ TG 01710
- ብስራሕ መደብ: ኢኮኖሚክስ
- ብኣገልግሎት ዘመን: ጀማሪ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ኣብ ወረዳ እምባ ኣላጀ ማሕበረ ኢኮኖሚያዊ ተሳታፊነትን ተጠቃሚነትን ደቂ ኣንስተዩ ንምዕባይ ዝዓመመ ስራሕቲ ንምስራሕ ቀፂሉ ንዝተሐበረ ናይ ስራሕ መደብ ብኮንትራክት ቆፂሩ ከተስርሕ ትደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ
ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ - ዝወፀሉ መዓልቲ: 2017-06-21 13:10:56 ረቡዕ ሰነ 14, 2009 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
- መወዳእታ መዓልቲ:2017-06-27 ሰሉስ ሰነ 20, 2009 (ሓሊፉ)
- ብዝሒ 1
- ዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
- ቦታ: መቐለ TG 01710
- ብስራሕ መደብ: ናቹራለ ሳይንስ
- ብኣገልግሎት ዘመን: ጀማሪ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ስራሕቲ ልምዓት ደርሆ ንምጅማር ኣብ ምንቅስቃስ እንርከብ ኮይና ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክትቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ
ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ - ዝወፀሉ መዓልቲ: 2015-02-11 08:21:13 ረቡዕ የካቲት 4, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
- መወዳእታ መዓልቲ:2015-02-16 ሶኒ የካቲት 9, 2007 (ሓሊፉ)
- ብዝሒ 1
- ዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
- ቦታ: መቐለ TG 01710
- ብስራሕ መደብ: ኣድሚን፣ ሴክሬታርያል & ክለርክ'
- ብኣገልግሎት ዘመን: ጀማሪ
ንኻልኣይ ግዘ ዝወፀ ናይ ስራሕ ምልክታ ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ቐፂሉ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ነቲ ስራሕ ኣማሊኡ ዝተረኸበ ክትቆፅር ትደሊ በዚ መሰረት ክትቑፀራ/ ሩ ትደልያ /ዩ ደለይቲ ስራሕ ክተመልክታ /ቱ ትዕድም::
ተወሳኺ ኣንብብ
ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ - ዝወፀሉ መዓልቲ: 2014-06-04 16:29:25 ረቡዕ ጉንበት 27, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
- መወዳእታ መዓልቲ:2014-06-07 ቀዳም ጉንበት 30, 2006 (ሓሊፉ)
- ብዝሒ 1
- ዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
- ቦታ: መቐለ TG 01710
- ብስራሕ መደብ: ኣካውንቲንግ & ፋይናንስ
- ብኣገልግሎት ዘመን: ጀማሪ
ማሕበር ደቂ አንስትዩ ትግራይ ቐፂሉ ንዝተዘረዘረ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ነቲ ስራሕ ኣማሊኡ ክትቆፅር ትደሊ በዚ መሰረተ ንክትወዳደሩ ንዕድም ተደላይ ክእለት ዲግሪ ሒሳብ አተሓሕዛ ስራሕ ልምዲ 4 ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ
ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ - ዝወፀሉ መዓልቲ: 2013-12-17 06:48:36 ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
- መወዳእታ መዓልቲ:2013-12-23 ሶኒ ታሕሳስ 14, 2006 (ሓሊፉ)
- ብዝሒ 1
- ዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
- ቦታ: እንዳሰላሰ TG 01710
- ብስራሕ መደብ: ማናጅመንት
- ብኣገልግሎት ዘመን: ጀማሪ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ኣደዳየ ማክሮ ፋይናንስ ዝሰርሕ ሓደ መካየዲ/ት ስራሕ ካብ ደለይቲ ስራሕ ኣወዳዲሩ ከነዛውር፣ ክነዕብን ካብ ደገ ክንቆፅርን ንደሊ። በዚ መሰረት ክትቁፀሩ ትደልዩ/ያ ደለይቲ ስራሕ ከተመልክቱ/ታ ንዕድም። 5 ዓመት 1ይ ዲግሪ ብማናጅመንት፣ ኣተሓሕዛ ሒሳብ፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ባንክን ፋይናንስን ብኣተሓሕዛ ሒሳብ ብስራሕቲ ዕቋር ልቃሕን ልምዲ ስራሕ ዘለዎ ኣብ ዝተፈላለዩ ፋይናንስ ትካላት ዝሰርሐ/ት
ተወሳኺ ኣንብብ