ኪኢላ ምርባሕ ደርሁት

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ
መብርሂ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ስራሕቲ ልምዓት ደርሆ ንምጅማር ኣብ ምንቅስቃስ እንርከብ ኮይና ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክትቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን ዝተመረቐ

ተደላይይ ክእለት
  • ንእንስሳት ሳይንስ
  • እንስሳት ሕክምና
  • እንስሳት ምርባሕን ጥዕናን
  • እንስሳት ምርባሕን ዕደጋን (Animal production & marketing)
  • ካልኦት ተዛመድትን
ልምዲ ስራሕ

ተመሳሳሊ ስራሕ ልምዲ እንተነኣሰ ሐደ ዓመት ዘለዎ

መተሓሳሰቢ
  • ምዝገባ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደኣንስትዩ ትግራይ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቁፅሪ ቢሮ
  • ምዝገባ ዕለት ካብ ዕለት 13/20/ 10 2009 ዓም አብ ናይ ቤት ፅሕፈትና ሰዓት ኮይኑ ተወዳደርቲÂ መረዳእታ ብረኪ ትምህርትን ስራሕ ልምድን ካልኦት ሐገዝቲ ፁሑፍ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ/ባ ዝክእል ናይ ፈተና እዋን ሙሉ ሕፁያት ንቅድሚት ብምልክታ ዝግለፅ ይከዉን ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344415098 404523 ምጥያቅ ይከኣልÂ
Share this Post:
ድሕሪት