/ላይብረርያን ዴክመንቴሽን/

ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋ/ወይን
መብርሂ

ንዳእ ጋ /ወይን ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ዘድሊ መዐቀኒታት ክተማልኡ ትክእሉ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ትክእሉ :;

ተደላይ ክእለትን ከማልኦ ዝግባእን :                  ብላብረርያን ሳይንስ ወይ ብተመሳሳሊ ሞያ ብዲፕሎማ ዝተመረቐ

ስራሕ ልምዲ : 3 ዓመት በቲ ሞያ ዘገልገለ

 መብርሂ

  • ሙሉእ ዋሕስ ከቐርብ ዝክእል

  • ካብ ዝኮነ ይኩን ዓይነትገበን ነፃ ዝኮነ


 


 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
  • ናይ ምዝገባ ሰዓት ካብ 03/12/2006 ዓ/ም ክሳብ 09/12/2006 ዓ/ም ኣብ ጉና ህንፃ ዋና ቤት ፅሕፈት ም/ጋ/ወይን ምም/ር ሐይሊ ሰብ ቑ ቢሮ 6

  • ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት 12/12/2006ዓም ሰዓት 8:30


 


 

Share this Post:
ድሕሪት