ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ
ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትገራይ ካብዚ ብታሕቲ ብዝተዘርዘሩ ሞያታት ሰራሐተኛታት ኣወዳዲሩ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ኮሌጅና ብቀዋሚነት ኣወዳዲሩ ከዕቢ ስለዝደሊ ክተወዳደሩ እትደልዩ ሰራሕ ደለይቲ በቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝቀረበ ዝርዝር መረዳእታ ንክትምዝገቡ ይዕድም። ናይ ምትላም ምትሕብባርን ክእለትን ፍልጠትን፣ ብቑዕ ናይ ኮሚኒኬሽን ክእልት፣ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእልት፣ ኣዋጃት ደንብታትን መምርሒ፣ ስልጠና ምሃብን ፣ ብስነ-ምግባር መርኣያ ዝከነል ንለውጢ ድልዊ ዝኮነ ቐዳማይ ዲግሪ ብማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ ፐፕሊክ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ኣመራርሓ ሓይሊሰብን ዝተመረቐን 7+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ። ብዶክትሬት ዲግሪ ዝመረቀ 3+ ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ

ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ክ/ከተማ ቐዳማይ ወያነ
ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቐዳማይ ወያነ ንቤት ፅሕፈት ሲቪል ሰርቪሰ ንጣብያታት ስራሕ መካየዲ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለው ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ብናይ ደገ ዝውውር ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደልይ እዚ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቋሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም።   ተደላይ ክእለት ማናጅመንት፣ ኢኮኞሚክስ ፣ ፖለቲካል ሳይንስ፣ ሶሻል ሳይንስ/ ብዘይ ቋንቋ ምሩቋት/፣ ኣመራርሓ ንሰናይ ምም/ርን ፌዴራሊዝም፣ ሕጊ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ 1ይ ዲግሪ 5 ዓመት      
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ
ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትገራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ክቖፅር ስለዝደሉ ንስራሕ ደለይቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም። ብርኪ ትምህርቲ ንቴክኒክን ሞያን 10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ንዝኮነ ይኩን ማሕበራዊ ሳይንስ ዝተመረቐት ብፍላይ ንቋንቋን ስነ-“ሑፍን ብጋዜጣኝነት ማስ ኮሙኒኬሽን ዝተመረቐ/ት ቀዳማይነት ይወሃቦ ፅቡቕ ክእልት ምፅሓፍ ዘለዎ/ዋ ኩሉ መዳይ ብቕዓት ር/ህዝብን ዘለዋ ኣብ ፖሊሲን ስትርተጂን መንግስቲ ንፁር ግንዛበ ዘዘለዎ/ ብጉፍለኣዊ ስርሕን ውፅኢትን ዝኣምን/ን 12+ ዓመት በቲ ሞያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ካብ ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 4ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ/ኣት ኩሉ መዳይ ብቕዓት ር/ህዝብን ዘለዋ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ
ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትገራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብውሽጢ ዕንየት፣ ውሽጢ ዝውውር፣ ብደገ ዝውውርን ብቑፃርን ብቐዋሚነት ኣወዳዲሩ ብቀደም ሰዓብ ክቖፅር ስለዝደሉ ንስራሕ ደለይቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም።   መደብ ስራሕ ብዝሓተ መስመር ሙያ ቐዳማይ ዲግሪ ልዕሊኡን ዝተመረቐ ዌብ ሳይት ዲዛይን ናይ ምግባርን ምምሕያሽ ክእልት ተሞክሮ ዘለዎ 7+ ዓመት በቲ ሞያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ማስተርስ ዲግሪ ልዕሊኡን ዝተመረቐ/ት ዌብ ሳይት ዲዛይን ናይ ምግባርን ምምሕያሽ ክእልት ተሞክሮ ዘለዎ 5+ ዓመት በቲ ሞያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
ተወሳኺ ኣንብብ

ማሕበር ልምዓት ፈረስማይ ሓሓይለ
ማሕበር ልምዓት ፈረስማይ ሓሓይለን ከባቢኡን ቀፂሎም ዝተገለፁ ሞያተኛታት ኣወዳዲሩ ብኩንትራን ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲ  ካብ ለቨል 3 ንላዕሊ ግልጋሎት ዘመን 1 ዓመት ደሞዝ ብስምምዕነት ናይ ስራሕ ቦታ ኣብ ወረዳ ኣሕፈሮም ንኡስ ወረዳ ሓሓይለን ተከማ ፈረስ ማይ ዝግለ መረዳእታ ናይ ምህርቲ መረዳእታ ዋንኡ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒን
ተወሳኺ ኣንብብ

ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ክ/ከተማ ቐዳማይ ወያነ
ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ሲቪል ሰርቪስ ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖር ስለዝደሊ እዚ ዝተቐመጠ ረቋሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም። ተደላይ ክእለት 1. በዚ መስመር ሞያ 12 ክፍሊ ዝወደአ ወይ ብሓዱሽ ፖሊሲ 10ይ ክፍሊ ዝወደአ 2. ካብ ቴ/ሙያን 10+1 ወይ 1ይ ዓመት ኮሌጅን ሲ.ኦ.ሲ ዝሓለፈ/ት 3. ካብ ቴ/ሙያን 10+2 ወይ 2ይ ዓመት ኮሌጅን ሲ.ኦ.ሲ ዝሓለፈ/ት 4. ካብ ቴ/ሙያን 10+3 ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅን ሲ.ኦ.ሲ ዝሓለፈ/ት 5. ላዕለዋይ ዲፕሎማ ወይም 4 ዓመት ኮሌጅን
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ
ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትገራይ ንዘለዎ ክፈቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ውሽጢ ዝውውርን ወይን ብዝውውርን ቁፃርን ብቐዋሚ ኣወዳዲሩ ብቕደም ሰዓብ ክቆፅር ስለ ዝደለየ ንስራሕ ደለይቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም። ተደላይ ክእለትን በቲ ሞያ ዝድለ ስራሕ ልምዲን 12 ክፍሊ ዝወደኣት ወይም ብሓዱሽ ፖሊስ ትምህርቲ 10ይ ክፍሊ ዝወደኣ/ት 10 ዓመት ስራሕ ልምዲ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን 10+1 ሰርቲፊኬት ዝተመረቐ/ት ወይም ቐዳማይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ/ት 8 ዓመት ስራሕ ልመዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ወይ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+2 ብስርቲፌኬት ዝተመረቐ/ት 6 ዓመት ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ
ተወሳኺ ኣንብብ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ክፍቲ መደብ ስራሕ ካብ ሰራሕተሻታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲ ዲፕሎማ ብኣውቶሞቲቭ፣ መካኒክ ካልኦት ተዛመድቲ ዓይነት ትምህርቲ ተወሳኪ ክእልት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት አለዎ ቀጥታ ስራሕ ልመዲ 4 ዓመት ዘለዎ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ዞባ ደቡብ/ማይጨው ብስራሕቲ ናውንቲ ማይ ዝተመረቐ ን1ይ ዲግሪ 9+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ ን2ይ ዲግሪ 7+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኑ/ና ናይ ብቕዓት መረጋገፂ ብደረጃ4 ተመዚኑ ብቁፅ ዝኮነ/ት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኳኑ መረዳእታ ዘቅርብ      
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ  ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን ዞባ ደቡብ/ ማይጨው   ተደላይ ኽእልት ብኣይ.ሲ.ቲ ዝተመረቐ/ት ን ቴ/ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቀ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብ3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ 12 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘሎወ/ዋ ኾይኑ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ 4 ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ/ት 10+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ ኾይኑ/ና ብሞያ ሴክሬታሪያል ወይ ብብርኪ 4 ተመዚኑ ብቁፅ ዝኮነ/ት  
ተወሳኺ ኣንብብ