ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ  ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን ዞባ ደቡብ/ ማይጨው   ተደላይ ኽእልት ብነርስ፣ ፋርማ፣ ላብላቶሪ ዝተመረቐ/ት ብ1ይ ዲግሪ 9 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ ብ2ይ ዲግሪ 7+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኖም ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ደረጃ 4 ተመዚኑ ብቁዕ ዝኾነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኳኑ መረዳእታ ዘቅርብ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ  ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን ዞባ ደቡብ/ ማይጨው   ተደላይ ኽእልት ብነርስ፣ ፋርማ፣ ላብላቶሪ ዝተመረቐ/ት ብ1ይ ዲግሪ 9 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ ብ2ይ ዲግሪ 7+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኖም ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ደረጃ 4 ተመዚኑ ብቁዕ ዝኾነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኳኑ መረዳእታ ዘቅርብ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ  ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን ማእከል/ ኣክሱም   ተደላይ ኽእልት ብኣውቶሞቲቨ ዝተመረቐ/ት ብ1ይ ዲግሪ 9 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ ብ2ይ ዲግሪ 7+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኖም ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ደረጃ 4 ተመዚኑ ብቁዕ ዝኾነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኳኑ መረዳእታ ዘቅርብ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ  ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን ዞባ ስ/ምዕራብ ብ/ሽረ   ተደላይ ኽእልት ብኣውቶሞቲቨ ዝተመረቐ/ት ብ1ይ ዲግሪ 9 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ ብ2ይ ዲግሪ 7+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኖም ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ደረጃ 4 ተመዚኑ ብቁዕ ዝኾነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኳኑ መረዳእታ ዘቅርብ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ  ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን ዞባ ስ/ምዕራብ ብ/ሽረ   ተደላይ ኽእልት ብኣይ.ሲ.ቲ ወይ ብኮምፒተር ሳይንስ ዝተመረቐ/ት ብ1ይ ዲግሪ 9 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ ብ2ይ ዲግሪ 7+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኖም ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ደረጃ 4 ተመዚኑ ብቁዕ ዝኾነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኳኑ መረዳእታ ዘቅርብ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ  ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ   ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን 4ይ ክፈሊ ዝወዳአት 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ  ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ   ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን ብብርኪ 4 ኮይኑ ብምምሕዳር ኦፊሰርን ፅሕፈትን ዝተመረቐት/ቐ ተደላይ ኽእልት ካብ ኮሌጅ ዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ናይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኦ/ት ብፀሓፊነት ዝሰርሐት 4+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ ምዘና ምርግጋፅ ብቅዓት ዘለዎ/ዋ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት ናይ 4+ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣት ብፀሓፊነት ዝሰርሐት 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘሎዋ/ዎ ናይ ቀደም 12 ክፍሊ/ በሓዱሽ ደንቢ 10ይ ዝወደኣት 8 ዓመት ስራሕ ልመዲ ካበ ቴክኒክን ሞያን ቤት ትምህርቲ 10+1/ ቀዳማይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣት 6+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ ምዘና
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን ብብርኪ 4 ኮይኑ ብምምሕዳር ኦፊሰርን ፅሕፈትን ዝተመረቐት/ቐ ተደላይ ኽእልት ካብ ኮሌጅ ዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ናይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኦ/ት ብፀሓፊነት ዝሰርሐት 4+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ ምዘና ምርግጋፅ ብቅዓት ዘለዎ/ዋ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት ናይ 4+ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣት ብፀሓፊነት ዝሰርሐት 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘሎዋ/ዎ ናይ ቀደም 12 ክፍሊ/ በሓዱሽ ደንቢ 10ይ ዝወደኣት 10 ዓመት ስራሕ ልመዲ ካበ ቴክኒክን ሞያን ቤት ትምህርቲ 10+1/ ቀዳማይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣት 6+ ዓመት ስራሕ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ
ቢሮሲቪልሰ ርቪስ ኣብ ደጋፊ ከ/ስራሕ ኣይሲቲ ዝርከብ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብናይ ተሓሳቢ ቁፃር ኣወዳዲሩ ክምድብ ይደሊ ብመሰረት እዚ ብርኪ ተሓሳቢ ተደላይ ክእልት ብርኪ ትምህርቲ ቢ.ኢ.ሲ ዲግሪ ዓይነት ት/ተ ኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን፣ ኤሌክትሪካል ኢንጅነሪንግ፣ ኮምፒተር ሳይንስ ኢንጅነሪንግ ፣ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ፣ ኮሚኒኪሽን ኤሌክትሮኒክስ ኢንጂነሪንግ ልምዲ ስራሕ ቀዳማይ ዲግሪ 0 ዓመት ነቲ መደብ ስራሕ ብተወሳኪ ዝድለ 1.ፍልጠት ኣብ ፖሊስን ስተራቴጅን ኣይ.ሲ.ቲ ፍልጠት በቲ ሞያ ዘለዎ ክልስ ፅንስ ሓሳብ ትርጉም ሕግታትን ኣሰራርሓታትን ዝለዓለ ፍልጠት፡ 2.ክእለት ምስፍሕፋሕ መሰረት ልምዓት፡ ምምሕዳር መሰረተ ልመዓት፣ ስራሕቲ ኔትዎርክ ኮንፍጊሬሽን፣ team spritዘለዎን
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2006 ዓም አብ ዘለዎ ክፍቲ መደባተ ንክትወዳደሩ ምልክታ ይዕድም ተደላይ ክእለት ብድራፍትን ወይ ንድፍን ቅየሳን 10 +3 ወይ ለቨል III ወይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ/ ት ናይ 4 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ ዋ ወይ ብድራፍትን ወይ ንድፍን ቅየሳን ላዕለዋይ /ኣድቫንስ / ዲፕሎማ ወይ ለቨል IV ዝተመረቀ/ ት ናይ 2 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ