ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ
ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ መቐለ ካብዚ ቀፂሎም ዘለዉ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት ኣወዳዲሩ ብቀዋሚ ክቆፅር ይደሊ  በዚ መሰረት
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ስራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ   ኢኮኖሚክስ/ ሶሽዮሎጂ ኢኮኖሚክስ/ ሕርሻ ኢኮኖሚክስ/ስታስቲክስ/ርጅናል ፕላኒንግ/ማርኬቲንግ/ ተመሳሳሊ ሙያ   ቢ.ኤስ.ሲ ዲግሪ 10 ዓመት ስራሕ ልምዲ ኤም.ኤስ.ሲ ዲግሪ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ 
ተወሳኺ ኣንብብ

ማሕበር ከየንቲ ትግራይ
ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ከየንቲ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ፕሮጀክት ኦፊሰር ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደሊ መዐቅኒእቶም ስራሕ እተማልኡ ክትምዝገቡ ይዕድም። ተደላይይ ብርኪ ትምህርቲ ማስተርስ ዲግሪ 7 ዓመት ስራሕ ልምዲ ንዲግሪ 9 ዓመት ዓይነት ተደላይ ትምህርቲ ማናጅመንት ፣ ቋንቋ ተዛማድን ኢኮኖሚክስ ኣግባብነት ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ማስተርስ ዲግሪ 5 ዓመት ስራሕ ልምዲ ንዲግሪ 7 ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ