ናይ ሒሳብ ሰራሕተኛ

ማሕበር ልምዓት ፈረስማይ ሓሓይለ
መብርሂ

ማሕበር ልምዓት ፈረስማይ ሓሓይለን ከባቢኡን ቀፂሎም ዝተገለፁ ሞያተኛታት ኣወዳዲሩ ብኩንትራን ክቖፅር ይደሊ

ደረጃ ትምህርቲ 

  • ካብ ለቨል 3 ንላዕሊ

ግልጋሎት ዘመን

  • 1 ዓመት

ደሞዝ ብስምምዕነት
ናይ ስራሕ ቦታ ኣብ ወረዳ ኣሕፈሮም ንኡስ ወረዳ ሓሓይለን ተከማ ፈረስ ማይ
ዝግለ መረዳእታ
ናይ ምህርቲ መረዳእታ ዋንኡ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒን

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ማመልከቻ ዝውድኣሉ ዕላተ ክሳብ 23/10/2006 ዓ/ም
ቦታ   ኣብ ዕዳጋ ቀዳማይ ወያነ ቢሮ ቁፅሪ ረ337

Share this Post:
ድሕሪት