ገንዘብ ተሓዚ/ት

ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ክ/ከተማ ቐዳማይ ወያነ
መብርሂ
ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ሲቪል ሰርቪስ ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖር ስለዝደሊ እዚ ዝተቐመጠ ረቋሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም። ተደላይ ክእለት
1. በዚ መስመር ሞያ 12 ክፍሊ ዝወደአ ወይ ብሓዱሽ ፖሊሲ 10ይ ክፍሊ ዝወደአ
2. ካብ ቴ/ሙያን 10+1 ወይ 1ይ ዓመት ኮሌጅን ሲ.ኦ.ሲ ዝሓለፈ/ት
3. ካብ ቴ/ሙያን 10+2 ወይ 2ይ ዓመት ኮሌጅን ሲ.ኦ.ሲ ዝሓለፈ/ት
4. ካብ ቴ/ሙያን 10+3 ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅን ሲ.ኦ.ሲ ዝሓለፈ/ት
5. ላዕለዋይ ዲፕሎማ ወይም 4 ዓመት ኮሌጅን ሲ.ኦ.ሲ ዝሓለፈ/ት
ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
1. ንተደላይ ክእለት ተራ ቁፅሪ 1 10 ዓመት ልምዲ ስራሕ
2. ንተደላይ ክእለት ተራ ቁፅሪ 1 8 ዓመት ልምዲ ስራሕ
3. ንተደላይ ክእለት ተራ ቁፅሪ 1 6 ዓመት ልምዲ ስራሕ
4. ንተደላይ ክእለት ተራ ቁፅሪ 1 4 ዓመት ልምዲ ስራሕ
5. ንተደላይ ክእለት ተራ ቁፅሪ 1 2 ዓመት ልምዲ ስራሕ
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
መተሓሳሰቢ
መመዝገቢ ዕለት ካብ 09-16/10/2006 ዓ/ም ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0348402065
መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቪስ ክፍለ ከተማ ቀ/ወያነ ቢሮ ቁፅሪ 3
ኣደላይ ዝበለ መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከተቅርቡ ኣለኩም
ፈተና ዝወበሉ ዕለት 17/10/2006 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ቦታ ቤት ፅሕፈት ሲቪል ሰርቪስ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ
ዝውውር ተተረኺቡ ቅድሚያ ንሕብ
ንዝውውር ሓተትቲ ውፅኢት ተኮር ተተካኢሉ ናይ ሰለስተ ሰሚስተር ማእከላይ ውፅኢት ዝገልፅ እንተዘይኮነ ናይ ክልተ ሰሚስተር ማእከላይ ውፅኢት ክተቅርቡ እትክሉ
ፅሬት ማሕደርን ድጋፍ ደብዳቤ ክትቅርቡ እርኽዕሉ
Share this Post:
ድሕሪት