ኪኢላ ምምልማልን ምርግጋፅን ምውፋር መዘንቲ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
መብርሂ

ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

ዞባ ደቡብ/ማይጨው


ብስራሕቲ ናውንቲ ማይ ዝተመረቐ

ን1ይ ዲግሪ 9+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ

ን2ይ ዲግሪ 7+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኑ/ና ናይ ብቕዓት መረጋገፂ ብደረጃ4 ተመዚኑ ብቁፅ ዝኮነ/ት

መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኳኑ መረዳእታ ዘቅርብ


 

 

 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

አብ ላዕሊ ዝተገለፁ ምቑፃር ድሌት ዘለኩም ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ክልል ትግራይ ኦርጅናል መረዳእታኹም ምስ ዘይምለስ ኮፒ ብምሓዝ ክሳብ 11/10/2006 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ

መመዘገቢ ቦታ

ብዞባ ሰ/ም ብ/ሽረ መመዝገቢ ቦታ ሽረ SDC ንዞባ ማእኸላይ /ኣክሱም ጥዕና ሳይንስ ኮሌጅ

ወይ ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 10 ደ/ከ/ስራሕ ኣመራርሓ ስራሕቲ ኣይሊሰብ

ፈተና ጊዜ ብምልክታ ክግለፅ ምካኑ ንሕብር


 

Share this Post:
ድሕሪት