ጅንየር ኤሌክትርሻን

ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ
መብርሂ

ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ በዚ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቅፅር ስለዝደሊ በዚ መሰረት


ዓይነት ትምህርቲ

Electricity

Electro mechanics 

 

ደረጃ ትምህርቲ

ኣድቫንስ ዲፕሎማ 2 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ል/ስራሕ ዘለዎ/ዋ

12+2 /10+2 4 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ል/ስራሕ ዘለዎ/ዋ

12+1 6 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ል/ስራሕ ዘለዎ/ዋ

መብርሂ ብቅዓት ሞያ መረጋገቂ ዝሓለፈ/ት

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

እዚ ዝተጠቐስ ስራሕ መደብ እተማልኡ ተወዳደርቲ ስራሕ ልምድን ትምህሪ መረዳእታን ኦርጅናልን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ምልክታ ዝተጠቀ’ሉ ደሚርኹም ኣብ ውሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ቁፅሪ 11 እንዳቐረብኩም ክትምዝገቡ ንዕድም።

Share this Post:
ድሕሪት