ኪኢላ ትልምን ሪፖርትን

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ
መብርሂ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ስራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ

 

ኢኮኖሚክስ/ ሶሽዮሎጂ ኢኮኖሚክስ/ ሕርሻ ኢኮኖሚክስ/ስታስቲክስ/ርጅናል ፕላኒንግ/ማርኬቲንግ/ ተመሳሳሊ ሙያ

 

ቢ.ኤስ.ሲ ዲግሪ 10 ዓመት ስራሕ ልምዲ

ኤም.ኤስ.ሲ ዲግሪ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝገባ ጊዜ ካብ 12/05/2206 ክሳብ 19/05/2006

ናይ ምዝገባ ቦታ ኢንትርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ክልል ትግራይ

ናይ ምዝገባ ሰዓት ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት

ተወዳደርቲ መረዳእታ ትምህርቲ ኦርጅናል ምስ ፎቶኮፒ ሒዝኩም ኣብ ኪኢላ ትልምን ምውፋር ሓ/ሰብ ቀረብን ክትምዝገቡ ትክእሉ።

Share this Post:
ድሕሪት