ንብረት ምዝጋቢ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
መብርሂ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስ ኣብ ደጃፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይ/ንብረትን ምም/ር ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ቁፃር ኣወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ። በዚ መሰረት እቲ ዝወፀ መመዘኒ ሮቕሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም።


ብርክን ዓይነት ትምህርተ

መሰረታዊ ናይ ንብረት ምምሕዳር ፍልጠት ዘለዎ ናይ ንብረት ፅዳት ኣተሓሕዛ ክንክን ልምድን ክእለት ዘለዎ፣ ንለውጢ ቁሩብ ዝክነን ስነ-ምገባር መርኣያ ዝኮነን

ብያይ ቀደም 12 ክፍሊ ዝወደኣ ወይ ብሓዱሽ ፖሊሲ ትምህርቲ 10ይ ክፍሊ ዝወደኣ 8 ዓመት ስራሕ ልመዲ

10+1 ወይም ብብርኪ 1 ዝተመረቐ ወይ ቀዳማይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ 6 ዓመት ስራሕ ልመዲ

ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቀ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ትምህርቲ ዝወዳኣ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ

ቀዳማይ ዲግሪ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሱ መመዘኒ ሮቕሓ ተማልኡ ክትምዝገቡ እናዓደምና

ኣግባብ ዘለዎ ትምህርቲ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልመዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት እዩ

ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 20/05/2006 ክሳበ 30/05/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት

ሲ.ኢ.ሲ ዝምተመንክምሉ መረዳእታ ክህልው ኣለዎ

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ

ምዝገባ ቦታ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ህንፃ 

Share this Post:
ድሕሪት