በዓል ሙያ ካሜራ

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ
መብርሂ

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም።

ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም

12 ክፍሊ ዝወደኣ/ት ወይም ብሓዱሽ ፖሊሲ ይምህርቲ 10ይ ክፍሊ ዝወደአ/ት ኮይኑ/ና ብቪድዮ ግራፊ ካሜራ 8 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ

10+1 ካብ ቴክኒክን ሞያን ዝተመረቀ/ት 6 ዓመት በቲ ሙያ

መደብ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒኪን ሙያን ብዲፕሎማ ወይ 10+2 ብሰርቲፊኬት ዝተመረቀ ኮይኑ/ና ብቪድዮ ፎቶን ካሜራን 4 ዓመት ስርሕ ልምዲ ዘሎዎ/ዋ

መደብ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒኪን ሙያን ብዲፕሎማ ወይ 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ኮይኑ/ና ብቪድዮ ፎቶን ካሜራን 2 ዓመት ስርሕ ልምዲ ዘሎዎ/ዋ ሲ.ኦ.ሲ ዝሓለፈ/ት ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
  • ምዝገባ ዕለት ጠካብ ዕለት 19/06/2006 ክሳብ 23/05/2006 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት

  • መመዝገቢ ቦታ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ህነፃ ቢሮ ቁፅሪ 145 ምምሕዳር ሓይሊሰብ

  • ፈተና ዝወሃበዑ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ

  • ኣመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩምን ስራሕ ልምድኹምን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ ኦርጅናል ዝተገናዘበ ክተቅርቡ ኣለኩም/ክን

Share this Post:
ድሕሪት