ኪኢላ ፋይናንስን ምምሕዳርን ኦፊሰር

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ
መብርሂ

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም።

ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም

ብኣካውንቲንግ፣ ፋይናንስ፣ ባንኪንግ ፋይናንስ ኮይነየ/ና ብዲግሪን ዝተመረቀ/ት/ በሪ ሙያ 5 ዓመት ናይ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኣብ መፅናዕቲ ካርታ ጅኦሎጂ ዝሰርሐ/ት ጂይ.ኣይ.ኤስ ስልጠና ዝወሰደ ይምረፅ

መደበ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤተ ት/ቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ኮይኑ/ና በቲ ሙያ 12+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
  • ምዝገባ ዕለት ጠካብ ዕለት 19/06/2006 ክሳብ 23/05/2006 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት

  • መመዝገቢ ቦታ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ህነፃ ቢሮ ቁፅሪ 145 ምምሕዳር ሓይሊሰብ

  • ፈተና ዝወሃበዑ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ

  • ኣመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩምን ስራሕ ልምድኹምን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ ኦርጅናል ዝተገናዘበ ክተቅርቡ ኣለኩም/ክን

Share this Post:
ድሕሪት