ዋርድያ

ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ
መብርሂ

ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም

  • 4ይ ክፍሉ ዝወደኣ 2+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ 5ይ ክፍሊ ዝወደኣ 0ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኮይኑ ዕጡቅ ዝኮነ ቅድሚያ ይወሃቦ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  • CVን ናይ ስራሕ መሕተቲ መመልከቻ /Application Form/ብምሓዝ ክትምዝገቡ

  • ናይ ምዝገባ ቦታ ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትገራይ ደ/ከይዲ ስራሕ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 5

  • ናይ ምዝገባ እዋን ካብ 07/06/2006 ክሳብ 13/06/2006 ዓ/ም ሰዓት

  • መረጋገፂ ብቕዓት ከቕርብ ዝግበኣኩም ዘድሊ መረዳእታ ብኝሓዝ ክትምዝገቡ

  • ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናልን ምስ ዘይ ምልስ ፎቶ ኮፒ ይጠቅም እትብልዎ ደኩመንት ብምሓዝ ክትምዝገቡ ከም ዝከኣል ነተሓሳስብ

  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ካብ 14/06/2006 ዓ/ም ክወሃብ እዩ

Share this Post:
ድሕሪት