ጥረዛ ሰራሕተኛ

ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ
መብርሂ

ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም

  • ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ ኤኬልትሮኒክስ ተመሳሳሊ ዝተመረቐ/ት 12+ ወይ 10+ ክፍሊ ዝወደኣ 6 ዓማት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ወይ 10+1 ወይ ብብርኪ ሓደ ዝተመረቐ 4 ዓመት ስራሕ ልምደዲ ዘለዎ ወይ ብ10+2 ወይ ብብርኪ ክልተ ዝትመረቐ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ወይ ብ10+3 ወይ ብብርኪ ሰለስተ ዝተመረቐ 1 ዓመት ልምዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  • CVን ናይ ስራሕ መሕተቲ መመልከቻ /Application Form/ብምሓዝ ክትምዝገቡ

  • ናይ ምዝገባ ቦታ ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትገራይ ደ/ከይዲ ስራሕ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 5

  • ናይ ምዝገባ እዋን ካብ 07/06/2006 ክሳብ 13/06/2006 ዓ/ም ሰዓት

  • መረጋገፂ ብቕዓት ከቕርብ ዝግበኣኩም ዘድሊ መረዳእታ ብኝሓዝ ክትምዝገቡ

  • ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናልን ምስ ዘይ ምልስ ፎቶ ኮፒ ይጠቅም እትብልዎ ደኩመንት ብምሓዝ ክትምዝገቡ ከም ዝከኣል ነተሓሳስብ

  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ካብ 14/06/2006 ዓ/ም ክወሃብ እዩ

Share this Post:
ድሕሪት