ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋ/ወይን
ንዳእ ጋ /ወይን ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ዘድሊ መዐቀኒታት ክተማልኡ ትክእሉ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ትክእሉ :; ተደላይ ክእለትን ከማልኦ ዝግባእን :                  ብላብረርያን ሳይንስ ወይ ብተመሳሳሊ ሞያ ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ስራሕ ልምዲ : 3ተ ዓመት በቲ ሞያ ዘገልገለ  መብርሂ ሙሉእ ዋሕስ ከቐርብ ዝክእል ካብ ዝኮነ ይኩን ዓይነትገበን ነፃ ዝኮነ    
ተወሳኺ ኣንብብ

ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋ/ወይን
ንዳእ ጋ /ወይን ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ዘድሊ መዐቀኒታት ክተማልኡ ትክእሉ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ትክእሉ :; ተደላይ ክእለትን ከማልኦ ዝግባእን:           ብሞያ ኣካዉንቲንግን ብተመሳሳሊ ሞያን ዲፕሎማ ዝትመለቐ/ቐት ስራሕ ልምዲ:                               በቲ ሞያ 2ተ ዓመትን ልዕሊኡን ዘገልገለን መብርሂ ሙሉእ ዋሕስ ከቐርብ ዝክእል ካብ ዝኮነ ይኩን ዓይነትገበን ነፃ ዝኮነ    
ተወሳኺ ኣንብብ

ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ
ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ 2007 በጀት ቀፂሉ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ኪኢላ ረጅስትራር ብናይ ደገ ዝዉዉር ወይ ብቁፃሪ ኣወዳዲሩ ብቐዋምነት ክቆፅር ይደሊ:: ዝትመረቀሉ ሞያ ዲግሬ ወይ ዲፕሎማ (10ተ3) ዝተመረቀ/ት ተደላይ ክእለት 1ይ ዲግሪ - ብኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ወይ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ት - መደብ ስረሕ ብዝሓቶ መስመር 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ዲፕሎማ - ካብ ቤት ትቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10ተ3 ብኢንፎርሜሽን ወይ ማናጅመንት ዝተመረቀት ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ 4 ዓመት ልዕሊኡን ዘለዋ/ዎ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዋ/ዎ ኣብ ፖሊስን ስትራቴጅን ቢሮ ቴ.ሙ.ት.ስ ፍልጠት ዘለዋ/ዎ
ተወሳኺ ኣንብብ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
ኣብ ላዕ/ቤ/ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ኪኢላ ስታቲሻን ሰራሕተኛታተ ኣወዳዲሩ ከዕቢ /ከዛዉር/ ክቖፅር ይደሊ:: ልምዲ ስራሕ - ዲግሪ ብ Statistics ብ Economics ዝተመረቐት 6 ዓመትን ብስታቲሻን ዝሰርሐት COC ዝምልከተኩም ዝሐለፈ ጥራሕ ይወዳደር::
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋምነት ክቆፅር ወይ ኣብ ተመሳሳሊ ብርኪን መሃያን ዘለኩም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስትን ብዝዉዉር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባት ኣብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቆሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም:: ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ኽእለት ብሴክሬታልሪያል ሳይንስን ምም/ር ቢሮን " ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲንተም " ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጅን ናይ 10ተ2 /ሰርቲፍኬት/ ወይ ለቭል II ናይ 4 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎዋ ወይ ብቅዓት መመዘኒ ዝሐለፈት:: ወይ - ብሴክሬታልሪያል ሳይንስን ምምር ቢሮን "ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲስተም" ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂን ናይ 10ተ3 ወይ ለቨል III (ዲፕሎማ) ናይ 2 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ COC ወይ ብቅዓት
ተወሳኺ ኣንብብ

ኣካዳሚ ዳዕሮ
ዳዕሮ ኣካዳሚ ን 2007 ዓም ዘመን ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሐበረ ረቆሓ ዝተማልኡ ኣ መምህራን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለ ዝደለየ ካብ ዕለት 18/11/2006 ዓ/ም ክሳብ 5/12/2006 ዓ/ም ዘድሊ መረዳእታ ብምሐዝ ኣብ ዓዲሐ ዝርከብ ቀፅሪ ዳዕሮ ኣካዳሚ ክትምዝገቡ ነተሓሳስብ ደረጃ ትምህርቲ : 1ይ ዲግሪን ካብኡ ንላዕሊን ስራሕ ልምዲ : እንተነአሰ ክልተ ዓመት ዝሰርሐን ልዕሊኡን English Tigrigna Mathematics Chemistry Physics General Business History Geography Civics Technical drawing Amharic Economics Aesthetics 
ተወሳኺ ኣንብብ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
ላዕ/ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኪኢላ ንብረት ምም/ር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ደረጃ ትምህርቲ ብማናጅመንት፡ ኢኮኖሚክስ፡ ብስታስቲክስ ዝተመረቐ/ት ስራል ልምዲ 0 ዓመት ልምዲ ስራሕ ሲ.ኦ.ሲ ዝምልከቶም መረዳእታ ክቕርቡ ዝክእሉ ጥራሕ ይወዳደሩ
ተወሳኺ ኣንብብ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
ላዕ/ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኪኢላ ንብረት ምም/ር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ደረጃ ትምህርቲ ካብ ዝተፈለጠ ዩኒቨርስቲ ወይም ኮሌጅ ብ.ኤ 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብማተርያል ማናጅመንይት፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ማርኬቲንግ ማናጅመንት፣ ብማናጅመንት ዝተመረቐ/ት ስራል ልምዲ መሰረታዊ ናይ ንብረት ምምሕዳር ክእለት ፍልጠት ዘለዎ/ዋ፣ ክተሻባብር ዝክእል ብንብረት ኪኢላነት፣ ብዕደጋ ኪኢላነት፣ ብገንዘብ ተሓዚነት ዝሰርሐ/ት፣ 6+ ዓመትን ልምዲ ስራሕ ዘለዎ ሲ.ኦ.ሲ ዝምልክት ብምምርሒ መሰረት ይፍፀም።
ተወሳኺ ኣንብብ

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
ኒዉ ሚለንየም ዩንቨርስቲ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ስራሕ ኣወዳሪሩ ክቆጽር ይደሊ ደረጃ ትምህረቲ ዲፕሎማ ብኣዉቶ ኢሌክትሪሻን ወይ ተመሳሳሊ ስራሕ ልምዲ እንተነአሰ 2 ዓመት ብፎቶ ኮፔርን ዲፕሊከኬትርን
ተወሳኺ ኣንብብ

ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅ
ቤት  ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅ ነዚ ዝስዕብ መደብ ስራሕ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብዝዉውር ወይ ብቁፃር ክቆፅር ስለዝደለየ ኣብታሕቲ ዘሎ ዝተማልኡ ተወዳደርቲ ክትምዝገቡ ከምትክእሉ እናገለጽና  ዝርዝሩ ድማ ከምዝስዕብ  ይከዉን ብማናጅመንት ብቆንቆ ብጆርናሊዝም ብሶሶሎጂ ሕጊ ወይ ድማ ተመሳሳሊ ዲፕሎማ ኮይኑ coc ፈተና ዝሐለፈ/ት 10ተ2 አግባብ ዘለዎ 9ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዲፕሎማ 7ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብዝሐቶ መሰረት ሞያ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ /ት ወይ 4 ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ 5ተ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ
ተወሳኺ ኣንብብ