ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴ/ሙ/ዉቅሮ ኣብ 2008 ዓ/ም ቀፂሎ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብመምህርነት አወዳዲሩ ብቐዋሚነት ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴ/ሙ/ዉቅሮ ኣብ 2008 ዓ/ም ቀፂሎ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብመምህርነት አወዳዲሩ ብቐዋሚነት ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ 2007 በጀት ቀፂሉ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ኪኢላ ረጅስትራር ብናይ ደገ ዝዉዉር ወይ ብቁፃሪ ኣወዳዲሩ ብቐዋምነት ክቆፅር ይደሊ:: ዝትመረቀሉ ሞያ ዲግሬ ወይ ዲፕሎማ (10ተ3) ዝተመረቀ/ት ተደላይ ክእለት 1ይ ዲግሪ - ብኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ወይ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ት - መደብ ስረሕ ብዝሓቶ መስመር 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ዲፕሎማ - ካብ ቤት ትቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10ተ3 ብኢንፎርሜሽን ወይ ማናጅመንት ዝተመረቀት ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ 4 ዓመት ልዕሊኡን ዘለዋ/ዎ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዋ/ዎ ኣብ ፖሊስን ስትራቴጅን ቢሮ ቴ.ሙ.ት.ስ ፍልጠት ዘለዋ/ዎ
ተወሳኺ ኣንብብ