ደስታ ቪድዩግራፍን ሕትመትን ቴክኖሎጂ ኮሌጅ
ማስታወቂያ ንደለይቲ ስራሕ ደስታ ቪድዩግራፍን ሕትመትን ቴክኖሎጂ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ሙያን ክእለትን ዘለዎ መምህር አወዳዲሩ ቀዋምነት ክቖፅር ይደለይ:: ደረጃ ትምህርቲ TVET ብርኪ IV ን ወይ ድማ 1ይ ዲግሪ ብቪድዩግራፈ /ፎቶግራፈን ተመሳሳሊ ሙያን ልምዲ ስራሕ           ሐደ ዓመት ፍሉይ ኩነታት             ምዘና ብቅዓት ሙያ (COC) ዝሐለፈ ብስምምዕነት ፆታ ኣይፈልን
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
ቢሮ ስራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ደገ ዝዉዉርን ቁፃርን ይደሊ:: ዓይነት ትምህርቲ :        ኣካዉንቲንግ ተደላይ ክእለት :            መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን 10ተ3 ዲፕሎማ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐት 4 ዓመት በቲ ሞያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ -ቐዳማይ ዲግሪ 0 ዓመት -ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ -ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
ቢሮ ስራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ደገ ዝዉዉርን ቁፃርን ይደሊ:: ዓይነት ትምህርቲ : ብሴክሪታሪያል ሳይንስ ኦፊስ ማናጅመንት " ብኮምፒተር ሳይንስ ዲፕሎማ ዘለዎ/ዋ ተደላይ ክእለት : መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ስራሕ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10ተ3 ብዲፕሎማ ዝተመለቐ/ት ወይ ብብርኪ III 2 ዓመት ኣግባብ ዘለዎዋ ስራሕ ልምዲ  
ተወሳኺ ኣንብብ

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ
ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሓበሩ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ረቆሒ ተማልኡ ክተመልክቱ ታ ንፅዉዕ:: ተደላይ ደረጃ ትምህርቲ              4ይ ክፍልን ልዕሊኡን ተደላይ ዓይነት ትምህርቲ              ቀለም ትምህርቲ ተደላይ ግልጋሎት ዘመን                2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ተደላይ ልምዲ ስራሕ                  4ይ ክፍልን ልዕሊኡን ቀለመ ትምህረቲ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ር/ምም/ር ክልል ትግራይ ቐፂሉ ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብቑፃር ወይ ብዝዉዉር ክምድብ ይደሊ:: ተደላይ ክእለት ብኣካዉንቲንግ ዝትመረቀ/ት ቀዳማይ ድግሪ በቲ ዝተጠቀሰ ሙያ 7 ዓመት ልምዲ ስራሕን ናይ ኮምተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ካልኣይ ዲግሪ በቲ ዝተጠቀሰ ሙያ 5 ዓመት ልምዲ ስራሕን ናይ ኮምተር ክእለት ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋ/ወይን
                           ን 2ይ ግዜ   ዝወፀ  ምልክታ ዋና ቤት  ፅሕፈት  ምስንዳእ  ጋ /ወይን  ንዘለዎ  ክፍቲ  ናይ  ስራሕ  መደብ  ሰራሕተኛታት  ኣወዳዲሩ  ክቆፅር  ስለዝደለየ  ነዞም  ዝስዕቡ  ክፍቲ  ናይ  ስራሕ  መደብ  ዘድሊ  መዐቀኒታት  ክተማልኡ    ትክእሉ  ኣብ ዋና  ቤት ፅሕፈት  ምስንዳእ  ጋዜጣ    ወይን  እናመፃእኩም   ክትምዝገቡ  ትክእሉ :: ተደላይ ክእለትን ከማልኦ ዝግባእን --- ብላብረርያን ሳይንስ ወይ ብተመሳሳሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ማሕበር ባህሊ ትግራይ
ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ከየንቲ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብቐዋሚ ክቆፅር ስለዝደለየ መዐቀኒ እቶም መደባት ስራሕ እተማልኡ ክትምዝገቡ ይዕድም::   ተደላዩ ብርኪ ትምህርቲ ማስተርስ ድግሪ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ ወይ ንድግሪ 10 ዓመት   ዓይነታት ትምህርቲ ማናጂመንት " ቆንቆ ተዛማድን ወይ ካብ ስነ -ጥበብ ብሓዲኦም ተዛማድነት ዘለዎም ዓይነት ትትን   አግባብነት ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ማስተርስ ድግሪ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ ንድግሪ 10 ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ

ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ
ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ /ዝተ/ዉ ማሕበር ብዘለዎ ክፈቲ ናይ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቆፅረ ይደሊ :: ዝደለ ትምህርቲ                              ዲፕሎማ ዝድለ ስራሕ ልምዲ                         ካብ ዝተፈለጠ ትካል ብተመሳሳሊ 4ተ ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ

ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል
መርሲፋል ፓራዳዝ ኣካዳሚ (መሉእ 1ይ ን2ይ ደረጃ መሰናድኦን ቤት ትመህርቲ) ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ መደብ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብቆዋምነት ክቆፅር ይደሊ::   ደረጃ ትመህርቲ ዲግሪ (BA) ብምምሕዳር ትምህረቲ ዝተመረቐ ልምዲ ስራሕ 4 ዓመትን ልዕሊኡን ደረጃ ትመህርቲ ዲግሪ BED ብዝኮነ ዓይነት ትምህረቲ ብመምህረነት ዝተመረቐ ልምዲ ስራሕ 10 ዓመትን ልዕሊኡን ደረጃ ትመህርቲ ካልኣይ ዲግሪ ብምምሕዳር ዝተመረቀት ልምዲ ስራሕ 2 ዓመትን ልዕሊኡን (MA In EDU Leadership and management ) (MA In EDU planning and management )
ተወሳኺ ኣንብብ

ኮርፖሬት ብሮድካስቲንድ ፋና ኣ.ማ
ድርጅታችን   በመቐለ  ፋና  ኤፍ.ኤም  94.8  ስረጭት  ጣቢያ   ከዚህ   በታች    ለተመለከተዉ    ክፈት   የስራ  መደብ   ኣመልካቾችን  ኣወዳድሮ   ለመቅጠር    ይፈልጋል:: ተፈላጊ የትመህርት ደረጃና የስራ ልምድ በኣካዉንቲንግ ኮሌጅ ዲፕሎማ ወይም 10ተ 3 ወይም ደረጃ 2 ዓመት ኣግባብነት ያለዉ የስራ ልምድ ወይም ቢኤ ዲግሪ 0 ዓመት ኣግባብነት ያለዉ ይሰራ ልምድ ያለዉ ያላት ::
ተወሳኺ ኣንብብ