ክኢላ ስታቲሻን

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
መብርሂ

ኣብ ላዕ/ቤ/ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ኪኢላ ስታቲሻን ሰራሕተኛታተ ኣወዳዲሩ ከዕቢ /ከዛዉር/ ክቖፅር ይደሊ::

ልምዲ ስራሕ - ዲግሪ ብ StatisticsEconomics ዝተመረቐት 6 ዓመትን ብስታቲሻን ዝሰርሐት COC ዝምልከተኩም ዝሐለፈ ጥራሕ ይወዳደር::

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ነዚ ረቆሓ ተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 22/11/2006 ዓ/ም ክሳብ 28/11/2006 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናል መረዳእታእኩምን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ አብ 4ቲአን ዞባታት እናመፃእኩም ንክትምዝገቡ ንሕብር

  • NB - ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት ብምልከታ ክግለፅ እዩ::

Share this Post:
ድሕሪት