ሽያጭ ሰራሕተኛ (Salesperson)
ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርስቲ መቐለ ሓላፍነቱ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ/ስ/ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርስቲ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ንዘተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታታት ረቆሓ ዘማልኡ ኣመልከቲ ክቆፅር ይደሊ:: ደረጃ ትምህርቲ ዲፕሎማ 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 3 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 2 1 (ሓደ ) ዓመት 10 ተ 1 2 (ክልተ) ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ዝሰልጠንሉ ዓይነት ትምህረቲ Manegement , Marketing , Purchasing , Supplies , and related
ተወሳኺ ኣንብብ ንብረት ክፍሊ (Storekeeper)
ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርስቲ መቐለ ሓላፍነቱ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ/ስ/ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርስቲ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ንዘተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታታት ረቆሓ ዘማልኡ ኣመልከቲ ክቆፅር ይደሊ:: ደረጃ ትምህርቲ ዲፕሎማ 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 3 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 2 1 (ሓደ ) ዓመት 10 ተ 1 2 (ክልተ) ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ዝሰልጠንሉ ዓይነት ትምህረቲ
ተወሳኺ ኣንብብ ሒሳብ ሰራሕተኛ ( Accountant)
ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርስቲ መቐለ ሓላፍነቱ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ/ስ/ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርስቲ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ንዘተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታታት ረቆሓ ዘማልኡ ኣመልከቲ ክቆፅር ይደሊ:: ደረጃ ትምህርቲ 10 ተ 3 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 2 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 1 2 (ክልተ) ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ዝሰልጠንሉ ዓይነት ትምህረቲ Accounting (ናይ ኮምፒተር ስልጠና ዝወሰደ ይመረፅ )
ተወሳኺ ኣንብብ ኤሌክትርሻን
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቐፂሉ ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ክቖፅር ይደሊ:: ተደላይ ክእለት ቴክኒክ ሙያ ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን 10ተ2 ብሰቲ ዝተመረቐ ወይ ካልአይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ 9 ዓመት በቲ ሙያ ኣግባብ ዘሎዎ ስራሕ ልምዲ /coc/ ዝሐለፈ:: መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን 10ተ3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐ ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ 7 ዓመት በቲ ሙያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ /coc/ ዝሐለፈ:: መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ብብርኪ IV ዝተመረቐ ወይ ካብ ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ
ተወሳኺ ኣንብብ ኣካዉንታንት
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ ን 2ይ ጊዜ ዝተቃለሐ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ ኣብ ተዘዋዋሪ ፈንድ ካብዚ ብታሕቲ ኣብ ዝተገለፁ ፀ ክፍቲ መደብ ባት ኣወዳዲሩ ብኮንትራት ክቖፅር ስለዝደሊ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቆሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም:: ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ኽእለት - ብኣካዉንቲንግ "ብቢዝነስ ኢድኬሽን " ብባንኪንግ ኢንሹራንስ" ብኮኦፓሬቲቭ ኣካዉንቲንግ ቐዳማይ ዲግሪ ናይ 7 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ ወይ ብኣካዉንቲንግ "ብቢዝነስ ኢድኬሽን " ብባንኪንግ ኢንሹራንስ " ብኮኦፓሬቲቭ ኣካዉንቲንግ ማስተርስ ዲግሪ ናይ 5 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ ላብራቶሪ ቴክኒሻል
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም አብ ዘለዎ ክፍቲ ቦታ አወዳዲሩ ብኮንትራት ክቆፅር ስለዝደሊ ንሕድሕድ አብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቆሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም:: ብሐመድ ምርምር/ ኮንስትራክሽን ቴክኖሎጂ /ናይ ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ወይ ሲቪል IVናይ 7 ዓመት ልምዲስራሕ ዘለዎ/ዋ ወይ ብሐመድ ምርምር/ ኮንስትራክሽን ቴክኖሎጂ /ናይ 10+3 ወይ ሲቪልIII ወይ ናይ ኮሌጅ ዲፕሎማ ናይ 9 ዓመት ልምዲስራሕ ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ ኪኢላ ዲዛይ ግራፊክስ
ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትገራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ክቖፅር ስለዝደሉ ንስራሕ ደለይቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም። ብርኪ ትምህርቲ ንቴክኒክን ሞያን 10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ንዝኮነ ይኩን ማሕበራዊ ሳይንስ ዝተመረቐት ብፍላይ ንቋንቋን ስነ-“ሑፍን ብጋዜጣኝነት ማስ ኮሙኒኬሽን ዝተመረቐ/ት ቀዳማይነት ይወሃቦ ፅቡቕ ክእልት ምፅሓፍ ዘለዎ/ዋ ኩሉ መዳይ ብቕዓት ር/ህዝብን ዘለዋ ኣብ ፖሊሲን ስትርተጂን መንግስቲ ንፁር ግንዛበ ዘዘለዎ/ ብጉፍለኣዊ ስርሕን ውፅኢትን ዝኣምን/ን 12+ ዓመት በቲ ሞያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ካብ ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 4ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ/ኣት ኩሉ መዳይ ብቕዓት ር/ህዝብን ዘለዋ
ተወሳኺ ኣንብብ ኣካውንታት
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ብበጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋሚነት ክቖፅር ወይ ኣብ ተመሳሳሊ ብርኪ ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደብ ኣብ ዝስዕቡ ቅጥዒ ዝተቐመጡ መመዘኒ ረቋሓ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም። ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ትምህርቲ ብኣካውንቲንግ፣ቢዝነስ ኢዱኬሽን ፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ት ኮይኑ/ና ን1ይ ዲግሪ 0 ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ ፀሓፊት ምምሕዳር ኦፊሰር
ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ፀሓፊትን ምምሕዳር ኦፊሰር ብኮንትራት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለ ዝደሊ ነዚ ረቋሒ እተማልኡ/ኣ ንኽትወዳደሩ/ራ ይዕድም። ተደላይይ ክእልትን ዓይነት ትምህርትን ናይ ቐደም 12 ክፍሊ ዝወደኣት ወይም ብሓዱሽ ፖሊሲ ትምህርቲ 10ይ ክፈሊ ዝወዳኣት 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10+ ሰርቲፊኬት ዝተመረቐ/ት ወይም ብብርኪ 1 ዝተመረቐ/ት ወይም ቀዳማይ ዓመት ኮሌጅ ዝወዳኣት 6+ ዓመት ስርሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰረት ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብዲፕሎማ ዝተመረቐት ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10+2 ብስርትፊኬት ዝተመረቐት ብብርኪ ዝተመረቐት ወይ 2ይ ዓመት ኮሌጅ ዝተወዳአት 4+ ዓማት
ተወሳኺ ኣንብብ ኣካውንታት
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ብታሕቲ ኣብ ዝተገለፁ/ፀ/ ክፍቲ መደብ/ባት/ ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ክቆፅር ይደሊ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቑሓ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም። ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ኽእለት ብኣካውንቲንግ፣ ብቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ብባንኪንግ ኢንሹራንስን፣ ብኮኦፖሬቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ብማናጅመነት ቐዳማይ ዲግሪ ናይ 0 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ