ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክል ቦርድ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር
ናይ ስልጠና ስራሕ ምልክታ ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክልቦርድ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር በዞም ዝስዕቡ እናሰርሑ ዝስልጥኑ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ስለዝኾነ ድማ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀኣሉ ጀሚሩ ዕለት ኣብ ዘለው 10+ ተኸታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልታት ኣብ ፐርሶኔል እናመፃእኹም ንኽትምዝገቡ ንዕድም። ዓይነት ትምህርቲ BSc Degree in industrial engineering  
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ርክብ-ህዝቢ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ብዙይ መሰረት ነቲ መደብ ሮቓሒ ተማልኡ ንክትወዳዲሩ ቡዘይ ምልክታ ይዕድም። ትምህርቲ ደረጃ 6ይ ክፍሊ ዘጠናቐቐ 5ይ ክፍሊ ዘጠናቐቐ 4ይ ክፍሉ ዘጠናቐቐ ስራሕ ልመዲ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ 4 ዓመት ስራሕ ልምዲ
ተወሳኺ ኣንብብ

ማሕበር መናእስይ ትግራይ
ናይ ፕሮጀክት ኣርእስቲ MULU Marsh Project ናይ ስራሕ ርእሲ መተሓባበሪ DIC ጥዕና ሰራሕተኛ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዘለዎም ዝግባእ ደረጃ ትምህርቲ ንመተሓባበሪ DIC nursing, public health ስራሕ ልመዲ ንዲግሪ 2 ዓመት ንዲፕሎማ 4 ዓመት ዘለዎ/ዋ ናይ ጥዕና ሰራሕተኛ nursing and public health ስራሕ ልምዲ ንዲግሪ 0 ዓመት ንዲፕሎማ 2 ዓመት ኣብ ምትከላት እምነታት ነፃ ድልየት ዓርሲ ተበግሶን ናይ ተግባራዊነት ከምኡውን ኣብ ውዳበን እምነተት ዘለዎ/ዋ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን
ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ብሄራዊ ክልል መንግስቲ ትገራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዘውፅኦ ምልክታ ዝሐሸ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደሊ በዚ ክትዋደደሩ እትደልዩ ክማልእዎ ዝግባእ ረቛሒ ከም ዝስዕብ ይኸውን ደረጃ ትምህርቲ ዲግሪ ተደላይ ክእለት ብኣካዊንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፐርቸትዚንግ፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ንባችለር ዲግሪ /ቐዳማይ/ ዲግሪ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 5 ዓመት ማስተር /2ይ / ዲግሪ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 3 ዓመት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ ይምረፅ    
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ
ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲን ትራንስፖስርትን ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲረሩ ብኩንትራት ክቖፅር ስለዝደሊ በዚ ምልክታ ይዕድም ተደላይ ክእለት ብስነ-ምህንድስና ቀዳማይ ዲግሪ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲን ንደቂ ኣንስትዮ 2.4 ንላእሊ ንደቂ ተባዕትዮ3.2 ነጥቢ ዘለዎ (ዝረኽበ/ት)    
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
ትምህርቲ ደረጃ ብኣካውንቲንግ BA/ዲግሪ/ዝተመረቐ 8ዓመት ኣግባበ ዘለዎ ስራሕ ልመዲ /ማስተርስ/ ዝተመረቐ 6 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ
ደረጃ ሲቪል መሃንዲስ 12 ወይም ሲቪል መሀንዲስ ደረጃ 13   ብሲቪል ኢንጅነሪንግ 0 ስራሕ ልምዲ ብሲቪል ኢንጅነሪንግ Bsc በቲ ሞያ2 ስራሕ ልምዲ ዝሰርሐ/ት 
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ
ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ኣወዳዲረየ ክቆፅር ስለ ዝደለየ ስራሕ ደለይቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም። 1ይ ዲግሪ ብኣይቲ ዝተመረቀ/ት ሓሳባት ጠሚርካ/ ወዲብካ ናይ ምቅራብ ክእለት አለዎ/ዋ 6ዓመት ኣግባብ ስራሕ ልምዲ