ካሳን ለምለምን ፋብሪካ መፍረያ ሓፂነ መፂን ሕ/ሽ/ማ
ካሳን ለምለምን ፋብሪካ መፍረያ ሓፂነ መፂን ሕ/ሽ/ማ በዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ብዝስዕብ ረቆሒታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ
ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ሰራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ
ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገፀርን ክልል ትግራይ ዝርከብ ክፍቲ መደብ ስራሕቲ ብኮንትራት ቁፃር አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ስለዙይ ነቲ ረቀሒ እተማልኡ ደለይቲ ስራሕ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም አብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ስራሕ አወዳዲሩ ብኮንትራት ክቆፅር ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደብ ኣብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቀሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ
ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን ክልል ትግራይ ኣብ ክ ስ አጠ ሃፍቲ ተፈጥሮ ንኡስ ከይዲ ስራሕ    ማሕበረሰብ ስራሕቲ     (public works)   መሰረተ ልምዓት በዓል ሞያ (infrastructure expert) ብኮንትራት ክቆፅር ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሓተቱ ረቀሕታት ዝተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ተወሳኺ ኣንብብ

ፋብሪካ ቴራዞ/ማቶኔላ ኣሃዱ
                                          ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ ትካልና ኣሃዱ ቴራዞ /ማቴኔላ  ፋብሪካ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ስራሕ መደብ አመልከትቲ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ፋብሪካ ቴራዞ/ማቶኔላ ኣሃዱ
                                        ምልክታ ንደለይቲ ስራሕትካልና ኣሃዱ ቴራዞ /ማቴኔላ  ፋብሪካ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ስራሕ መደብ አመልከትቲ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ሕብረት ሽርክና ማሕበር መፍረይን ሓፂን መፂን ካሳን ለምለም
ካሳን ለምለምን ሓፂን መፂን መፍረይ ሕብረት ሽርክና ማህበር ዉቅሮ ምልክታ አብዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ነዚ ዝስዕብ ረቆሕታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ዲዛይነር ደረጃ ትምህርቲ : BA ዝተመረቀሉ ዓይነት ትምህርቲ :  Accounting  ዝህልዎ ስራሕ ልምዲ : ብናይ ሒሳብ ስራሕ ልዕሊ 2 ዓመት ዝሰርሐ ኣብ መትረፊ ኣካል ዝሰርሐ ይምረፅ ተወሳኪ ክአለት : ናይ ኮምፒተር ክእለት ዝቖፀረሉ ዲፓርትመንት : ፋይናንስን በጀት ምምሕዳር 
ተወሳኺ ኣንብብ

ሕብረት ሽርክና ማሕበር መፍረይን ሓፂን መፂን ካሳን ለምለም
ካሳን ለምለምን ሓፂን መፂን መፍረይ ሕብረት ሽርክና ማህበር ዉቅሮ ምልክታ አብዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ነዚ ዝስዕብ ረቆሕታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ዲዛይነር ደረጃ ትምህርቲ : BSC ዝተመረቀሉ ዓይነት ትምህርቲ : ብመካኒካል ኢንጅነር ወይ ቴክኖሎጂስት ወይ ተመሳሳሊ ዝህልዎ ስራሕ ልምዲ : 2 ዓመት ብመካኒካል ኢንጅነር ወይ ቴክኖሎጂስ ዝሰርሐ ወይ ተመሳሳሊ ዝሰረሐ/ ኣብ ፋብሪካ ዝሰርሐ ይምረፅ  ተወሳኪ ክአለት : ናይ ኮምፒተር ክእለት ዝቖፀረሉ ዲፓርትመንት : ፕሮዳክሽን
ተወሳኺ ኣንብብ

ሕብረት ሽርክና ማሕበር መፍረይን ሓፂን መፂን ካሳን ለምለም
ካሳን ለምለምን ሓፂን መፂን መፍረይ ሕብረት ሽርክና ማህበር ዉቅሮ ምልክታ አብዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ነዚ ዝስዕብ ረቆሕታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲ : BSC ዝተመረቀሉ ዓይነት ትምህርቲ : መካኒካል ኢንጅነር ወይ ማንፋካቸር ኢንጅነር ወይ ብተመሳሳሊ ዝህልዎ ስራሕ ልምዲ : 2 ዓመት ብመካኒካል ኢንጅነር ወይ ብተመሳሳሊ ዝሰረሐ/ ኣብ ፋብሪካ ዝሰርሐ ይምረፅ ተወሳኪ ክአለት : ናይ ኮምፒተር ክእለት ዝቖፀረሉ ዲፓርትመንት :  ኣመራርሓ ስራሕ ፅሬት ስራሕ
ተወሳኺ ኣንብብ