ኣካዉንታንት

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ
መብርሂ

2 ጊዜ ዝተቃለሐ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ ኣብ ተዘዋዋሪ ፈንድ ካብዚ ብታሕቲ ኣብ ዝተገለፁ ፀ ክፍቲ መደብ ባት ኣወዳዲሩ ብኮንትራት ክቖፅር ስለዝደሊ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቆሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ኽእለት - ብኣካዉንቲንግ "ብቢዝነስ ኢድኬሽን " ብባንኪንግ ኢንሹራንስ" ብኮኦፓሬቲቭ ኣካዉንቲንግ ቐዳማይ ዲግሪ ናይ 7 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ

                                ወይ

ብኣካዉንቲንግ "ብቢዝነስ ኢድኬሽን " ብባንኪንግ ኢንሹራንስ " ብኮኦፓሬቲቭ ኣካዉንቲንግ ማስተርስ ዲግሪ ናይ 5 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ


 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  • መመዝገቢ ዕለት ካብ 21/11/2006 ዓ/ም - 28/11/2006 ዓ/ም

  • መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ቐፅሪ 03

  • መመልከትቲ ዘለኩም መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምለስ ኮፒን ናይ ፅሑፍ ማመልከቻ ናይ ስራሕ መሕተቲ ቅጥዒ ብምምላእ ሒዝኩም ክትቀርቡ ይግባእ

  • ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት 30/11/2006 ዓ/ም ሰዓት 9:00

  • እዋን ቁፃር ን ሐደ ዓመት ኮይኑ ከምኣድላይነቱ ዝሕደስ

Share this Post:
ድሕሪት