ሒሳብ ሰራሕተኛ ( Accountant)

ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርስቲ መቐለ ሓላፍነቱ
መብርሂ

ሓላፍነቱ  ዝተወሰነ  ሕ/ስ/ማሕበር  ሸማቶ  ሰራሕተኛታት   ዩኒቨርስቲ  መቐለ  ካብዚ  ንታሕቲ  ንዘተዘርዘሩ  ክፍቲ  ናይ ስራሕ  ቦታታት  ረቆሓ  ዘማልኡ  ኣመልከቲ  ክቆፅር  ይደሊ::

ደረጃ ትምህርቲ 10 ተ 3 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 2 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 1 2 (ክልተ) ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ

ዝሰልጠንሉ ዓይነት ትምህረቲ Accounting (ናይ ኮምፒተር ስልጠና ዝወሰደ ይመረፅ )    

 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መዘኻኸሪ

1 ንምዘገባ ዘድሊ ዲክመንት ኦርጀናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ዘይመለስ ፎቶ ኮፒን

2 መመዝገቢ ዕለት ካብ 8/12/2006 - 14/12/2006 ዓ/ም

3 መመዝገቢ ቦታ ዩኒቨርሰቲ መቐለ ዓዲ ሓቒ ግቢ ክፍሊ ትምህርቲ ሕብረት ስራሕ ( Department of Cooperative studies )

4 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለትን ቦታን 19/12/2006 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ዩኒቨርሰቲ መቐለ ዓዲ ሓቒ ግቢ ክፍሊ ትምህርቲ ስራሕ

Share this Post:
ድሕሪት