ፀሓፊት ምምሕዳር ኦፊሰር

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ
መብርሂ
ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ፀሓፊትን ምምሕዳር ኦፊሰር ብኮንትራት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለ ዝደሊ ነዚ ረቋሒ እተማልኡ/ኣ ንኽትወዳደሩ/ራ ይዕድም። ተደላይይ ክእልትን ዓይነት ትምህርትን ናይ ቐደም 12 ክፍሊ ዝወደኣት ወይም ብሓዱሽ ፖሊሲ ትምህርቲ 10ይ ክፈሊ ዝወዳኣት 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10+ ሰርቲፊኬት ዝተመረቐ/ት ወይም ብብርኪ 1 ዝተመረቐ/ት ወይም ቀዳማይ ዓመት ኮሌጅ ዝወዳኣት 6+ ዓመት ስርሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰረት ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብዲፕሎማ ዝተመረቐት ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10+2 ብስርትፊኬት ዝተመረቐት ብብርኪ ዝተመረቐት ወይ 2ይ ዓመት ኮሌጅ ዝተወዳአት 4+ ዓማት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብዲፕሎማ ዝተመረቐት ወይ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10+2 ብስርቲፊኬት ዝተመረቐት ወይ ብብርኪ ዝተመረቐት ወይ 2ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣት 2+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብብርኪ IV ዝተመረቐት ወይ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10+2 ብስርቲፊኬት ዝተመረቐት ወይ ብብርኪ ዝተመረቐት ወይ 4ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣት 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
መተሐሳሰቢ ፆታ ኣይፈሊን መመዝገቢ ቦታ ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 359 መመዝገቢ ዕለት ናይ ስራሕ መዓልቲ ኮይኑ ካብ ዕለት 11/09/2006 ክሳብ 15/09/2006 ዓ/ም ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ንቐፃሊ ብምልክታ ነፍልጥ ምኳን ኣብ እዋን ምዝገባ ንመገናዘቢ ዋንኡ ት/ቲ መረዳእታን ስራሕ ልምዲን ምስ ዘይምለስ ኮፒን ምቕራብ የድሊ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344- 419905ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
Share this Post:
ድሕሪት